Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ብላዕለዋይ ኣተሓባባሪ ሕብረት ኣውሮፓን ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኣተሓባባሪ ሕብረት ኣውሮፓ ዶ/ር ስቴፋን ሎክን(ዶ/ር) ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ረሚ ማርቻ-ኩስን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር መቐለ ኣትዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኣጀሚርና ኢሎም።…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ካብ ወርሒ ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ 2015 ዓ.ም፥ ብፌስቡክ፣ ቲዊተር፣ ዩቲዪብ፣ ኢንስታግራምን ቲክቶክን ዝተወዝዑ ዘረባ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልለ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ቻይና ዘትዮም። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣስታት 20 ዝኾኑ ኣባላት ዝተፈላለያ ኢንተርፕራይዛትን ኩባንያታትን መንግስቲ…

ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ዑደት ኣሳሊጡ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ፥ ምስ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፓርክ…

ሓውልቲ ኣኽሱም ዳግም ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓውልቲ ኣኽሱም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዳግም ንዑደተኛታት ክፍቲ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ባህልን ቱሪዝምን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ገብረመድኅን ፍፁምብርሀን፥ ኣብ ከተማ ኣክሱምን ከባቢኣን ዝርከቡ…

ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንፈልስታት ፍራምረ ልዑል ጠመተ ክግበር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንፈልስታት ፍራምረ ልዑል ጠመተ ክግበር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፈልስታት ጥሙር ደኒ ሕርሻ 60 ሚኢታዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅቡቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ጅቡቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ጅቢቲ ዝሳለጥ ዝነበረ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ምዝዛሙ ስዒቡ ኢዮም ሓምለዋይ ኣሰሮም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጂቡቲ ኣቲዩ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ጂቡቲ እንትበፅሑ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቲ ልኡኽ ኣብ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ርእሰ ብሄራትን መንግስታትን…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልል ትግራይ ልዕሊ 510 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልል ትግራይ ልዕሊ 510 ሚሊየን ብር ደገፍ ብዓይነትን ሰልዲን ገይሩ። ናብ መቐለ ብምኻድ ደገፍ ዝገበራ ከንቲባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ህዝብን ገበርቲ ሰናይን ብምትሕብባር ልዕሊ 218 ሚሊየን ብጥረ ገንዘብን…