ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)ን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ፀጥታን ድሕንነትን ንምፍታሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ብዝተዋደደ መገዲ ክስራሕ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገማት ፀጥታን ድሕንነትን ንምፍታሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ብዝተዋደደ መገዲ ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው፥ ኣብ በቢኸባቢኡ ዝረኣዩ ዘለው ናይ ፀጥታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርግጋፅ ዉሑስ ሰላምን ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ፈላማይ ተግባር መንግስቲ ኢዩ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሚኒስትር Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርግጋፅ ዉሑስ ሰላምን ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ፈላማይ ተግባር መንግስቲ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶ/ር ለገሰ ቱሉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰላም መሰረት ኩሉ ነገር ብምኻኑ ምርግጋፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ክሳብ 2018 ዓ.ም 50 ቢሊየን ፈልስታት ክትተክል ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክሳብ 2018 ዓ.ም 50 ቢሊየን ፈልስታት ክትተክል ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር 25 ቢሊየን ፈልስታት ዝተተኸለሉ ቀዳማይ ምዕራፍ ምዕዋቱ ኣፍሊጦም። ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ተወሳኺ 25…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 130 ነፈርቲ ንምዕዳግ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ Desta Jun 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 130 ነፈርቲ ንምዕዳግ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኩባኒያ መስፍን ጣሰው፥ ኢስታንቡል ኣብ ዝርከብ ፕሮግራም ኣይ ኤ ቲ ኤ ኤ ጂ ኤም ምስ ኣቪዬሽን ዴይሊ ፃንሒት ገይሮም። ኣብ ፃንሒቶም፥ እቲ መገዲ ኣየር…
ቢዝነስ ብ4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ትካላዊ ፕሮጀክት ደገፍ ዕላዊ ኮይኑ Desta Jun 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ማክሮ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ዘኽእል እዛ ሃገር ብ4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ትካላዊ ፕሮጀክት ደገፍ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ብዝሰለዖ ደገፍ ገንዘብ ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ተኸላ ሓምለዋይ ኣሰር እንትንዛዝም 31 ቢሊየን ፈልስታት ክትክደን ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jun 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ተኸላ ሓምለዋይ ኣሰር እንትንዛዝም 31 ቢሊየን ፈልስታት ክትክደን ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥ ንጀመርናዮ ክንውድእ ኢና፤ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 24 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብዝርዝር ርእዩ። ሚኒስትር ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝሓልፍ ቅርሲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝሓልፍ ቅርሲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ሎሚ ንፅባሕ ንትከል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ካልኣይ ምዕራፍ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉ8ዳያት ወፃኢን ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኪንግ ካሊድ እንትበፅሕ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑዲ ዓረብያ፣ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…