ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣመራርሓ እታ ከተማ ኣብ ዝተረኸብሉ ደም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ሪፎርም ስርዓት ምሕደራን ግልጋሎትን መንግስቲ ኣብ ዝተመረፁ ትካላት ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት መመሓየሺ ሪፎርም ስርዓት ምሕደራን ግልጋሎትን መንግስቲ ኣብ ዝተመረፁ ትካላት ከምዝትግበር ኮሚሽነር ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ኃይሌ (ዶ/ር) ተዛሪቦም፡፡ እቲ ሪፎርም ብፍላይ ኣወሃህባ ግልጋሎት መንግስቲ ኣብ ምምሕያሽ ዝሐሸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ክንክን ጥዕና ዝበረታታዕ ውፅኢት እናመዝገበት ትርከብ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ክንክን ጥዕና ፍሉይ ጠመተ ብመሃብ ዝበረታታዕ ውፅኢት እናመዝገበት ከምትርከብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ክንክን ጥዕና ዘድሀበ ዓለም ለኸ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣም ኣምባሳደር ዴንማርክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣምባሳደራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣምባሳደራት ተዛቲዮም፡፡ እቶም ርሰ ምምሕዳር÷ ኣብ ኣተገባብራ ከይዲ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያን ዘጋጥሙ ዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ካብ ምግልጋል ንላዕሊ ጅግንነት የለን – ቀዳማይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ካብ ምግልጋል ንላዕሊ ጅግንነት የለን ክብሉ ቀዳማይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትካላት መንግስቲ ፌዴራል ልዕሊ 38 ዓመታት ምስ ዘገልገሉ ጀጋኑ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ብብርኪ ሃገር ለኸ “ንኢትዮጵያ ነገልግል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 1 ጳጉሜን እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ ክልል ህዝታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ሲዳማ፣ ክልል ሃረሪ፣ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልጋላይነት ብሕይወት ክሳብ ዘለና ክንፍፀሞ ዝግባእ መምርሒ ህይት ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልጋላይነት ኣብ ሓደ መዓልቲ ተወሊዑ ከምዝጠፍእ ሽምዓ ዘይኮነስ፤ ብህይወት ክሳብ ዘለና ክንውግኖ ዝግባእ መምርሒ ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ÷ 1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ ምኽንያት ብምግባር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ሚኒስትር ሓላፊ ጉዳያት ካቢኔ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሓለዋ ከባቢ ዝኸውን ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ገይራ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሓለዋ ከባቢ ዝኸውን ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ገይራ። ኢትዮጵያ ልቀት ካርቦን ንምቕናስ ዓሊማ እትገብሮ ፃዕሪ፥ ደኒ ናብ ዝነበሮ ንክምለስ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ንብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓታት ማሕበር መምህራን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓታት ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ትምህርቲ፣ ጉዳያት መምህራንን ሓፈሻ ሃገራዊ ኩነታን ትኹረት ገይሮም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…