Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። ቤት ዕዮ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ከምዝበሎ፥ እቶም ፍሉይ ልኡኽ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳብ ቀፃሊ ሰሙን ዕለተ ሰሉስ ኣብ ኢትዮጵያን…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ ቀረባ እዋን ህይወቶም ብዝሰኣኑ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ግርማ የሺጥላ ሕልና ፀሎት ብምግባር ኢዩ ዘትኡ ጀሚሩ። ኣብ ፃንሒቱ፥ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፕሬዚዳንት ኤርዶሃን መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ዝተገበረ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ሩርኪ ዳግም ንዝተመረፁ  ሬሲፕ ኤርዶሃን መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ዳግም ብምምራፆም እንኳዕ ደስ በሎም” ኢሎም። ርክብ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 10 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 10 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ገምጋም፥ ሓለፍቲ ኩለን ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ተረኺቦም። ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ መሓዉር ዝተተለሙ መደባት ኣፈፃፅመኦም ብዝምልከት ዘለዎ ብርኪ ከምዝግምገም…

ሓባራዊ መድረኽ ዘተ ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ መቐለ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓባራዊ መድረኽ ዘተ ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣይተ ቴዎድሮስ ምህረት ሓዊሱ ፕሬዚዳንታትን ሓለፍቲ ስራሕን ኣብያተ ፍርዲፌደራል፣ ሓላፊ ቤት ዕዮ ምምሕዳር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቻይና ሃን ዠንግ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ናብ ንቡር ንምምላስን ፀገማት ንምቕራፍን ንዝግበር ፃዕሪ ቻይና እትገብሮ ደገፍ…

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም። “ካብ ቤተ ፈተና ናብ ኣዝርእቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዝተደለወ ኤግዚብሽን ግብርና ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መራሕቲ ኣፍሪካ ሓድነቶም ንከጠናኽሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መራሕቲ ኣፍሪካ ሓድነቶም ንከጠናኽሩ ፀዊዖም። ኣብ መልእኽቶም፥ መራሕቲ ኣፍሪካ ብናይ ቀደም ኣቦታት ዝተጀመረ ሓድነት ብዝበለፀ ንከጠናኽሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ቅድሚ 60 ዓመታት ከምዛ ሎሚ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ  ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ምልዛቦም ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ። ኣይተ ደመቀ ዕላዊ ዑደት ስራሕ…

ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቤጂንግ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቤጂንግ ኣምሪሑ። እቲ ልኡኽ ቤጂንግ እንትበፅሕ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና፣ ሰራሕተኛታት ኤምባሲ…