ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ “ይመሓየሽ”፤ “ኣይመሓየሽ” ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ይመሓየሽን ክመሓየሽ ኣይብሉን” ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ እንትኸውን፥ “እቲ ሕገ መንግስቲ ድሕሪ 30 ዓመታት ክመሓየሽ ይግባእ ዲዩ?…
ቢዝነስ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መዓልታዊ 25 ሽሕ ኩንታል ምፍራይ ኣብዚ ሰሙን ክጅምር ኢዩ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ካብ ዘለናዮ ሰሙን ኣትሒዙ መዓልታዊ ገሊፁ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ብሙሉእ ዓቕሙ ከፍርየሉ ዝኽእለሉ ኩነታት ተዓናቒፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ ሂቡ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ 5 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ ሂቡ። እቲ ደገፍ፥ 61 ኮምፒተራት፣ 100 ሺሕ ጥራዝ፣ 10 ሺሕ ቢሮን ካልኦት ናውቲታትን ዘካተተ ኢዩ። ብድምር ናይ 5 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሰመሪታ ሰዋስው ሓዊሱ ተወከት ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ፋይናንስን፣ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብናዕቢን ትርምስን ፖለቲካዊ ድሌት ንምዕዋት ዝግበር ፈተነ ግመ ከም ምዕዃት ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima May 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናዕቢን ትርምስን ፖለቲካዊ ድሌት ንምዕዋት ዝግበር ፈተነ ግመ ከም ምዕዃት ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ካብ ሕዚ ንደሓር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝማዕበለ ስርዓት ሓበሬታ ኣብ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ንምምላእ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima May 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝማዕበለ ስርዓት ሓበሬታ ኣብ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ንምምላእ ዕዙዝ ግደ ከምዝህልዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ማዕቢሉ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሕድሳት ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ወገናት ኩሉ ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሕድሳት ኣብ ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ወገናት ኩሉ ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸወን ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ናይ ዝነብሩ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መንበሪ ኣባይቲ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ምዕባለን ንምዕዋት ዘኽእሉ ትካላት ፀፅታን ድሕነትን ተሃኒፆም ኢዮም – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል Gebremariam Weldegerima May 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ድሕንነትን ብምርግጋፅ ዝተሓሰ ምዕባለ ንምዕዋት ዘኽእሉ ትካላት ፀፅታን ድሕነትን ከምዝተሃነፁ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም። ጉዕዞ ዓወትን ለውጢን ሓሙሽተ ዓመት ላዕለዋይ መምርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፍራምረ፣ ደርሆ፣ ስጋ፣ ፃባ፣ ስርናይ፣ መዓር ዝረኣናዮ ምዕባለ ተስፋ ዝህብ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta May 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍራምረ፣ ደርሆ፣ ስጋ፣ ፃባ፣ ስርናይ፣ መዓር ዝረኣናዮ ምዕባለ ተስፋ ዝህብ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ እቲ ምዕባለ ኣብ ገፀርን ከተማን ንክስፋሕፋሕ ኩሉ ሰብ…
Uncategorized ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima May 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ሳይንስን ኢኖቬሽንን ፓኪስታንን ተፈራሪሞምዎ፡፡ ኣብ ፓኪስታን…