ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ ፀገማት ብቕልጠፍ ንምፍታሕ ብውሁድ ሓድነት ክንረባረብ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝመርሕዎ ካብ ኩለን ወረዳታት ትግራይ ዝተወከሉ ተሳተፍቲ ዝተረኸብሉ ህዝባዊ ዋዕላ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ኣብ ሆቴል ፕላኔት ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ኣይተ ጌታቸው…