ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መደረታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝሰነዱ መፃሕፍቲ ዕላዊ ኮይኖም Desta May 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መደረታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝሰነዱ መፃሕፍቲ ዕላዊ ኮይኖም። እቶም መፃሕፍቲ ክልተ እንትኾኑ፥ “ካብ መስከረም ክሳብ መስከረም” ን “ካብ መጋቢት ክሳብ መስከረምን” ዝብል ርእሲ ዘለዎም ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሾልዝ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta May 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሾልዝ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ ዓለም ለከ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን አያኖ ኣቀባብላ ገይረናሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ገበርቲ ሰናይ ሕቡራት ሃገራት ዘቲዩ Desta May 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብተወካሊት ዘይመንግስታዊ ትካላትን ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝን ወድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ካትሪን ሱዚን ምስ ዝተመርሐ ጉጀለ ሓለፍቲ ዝተፈላላለዩ ዘይመንግስታዊ ትካላትን ዘቲዩ። ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ዘቲዮም Desta May 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ እዋናዊ ኩነታት ኢኮኖሚ ምግምጋሞም ተገሊፁ። ብተወሳኺ ቀፀልቲ ተግባራት ከምዝተለለዩ ኣፍሊጦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ብሓለንጊ ጥምየት ዝግረፍ ዘሎ ህዝቢ ዝፍፀም ተደራቢ በደልን ገበንን ኣይዕገስን-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta May 4, 2023 0 አዲስ አበባ፣ ሚያዝያ 26፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ሰብኣዊ ሓገዝ ተኣሳሲሮም ዝፍፀሙ ጥፍኣታት ንምክልካልን ኣፃሪኻ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባርን ዘኽእል ሓሙሽተ ኣባላት ዝሓዘ ክልላዊ ሓይሊ-ዕማም (task force) ምጥያሹ ኣፍሊጦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ስራሕ ንምእታው ስራሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ክልል ትግራይ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ስራሕ ንምምላስ ኣብ ዘኽእሉ ተግባራት ዝጠመተ ምኽክር ተኻይዱ፡፡ ሓላፊ ቢሮ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ከላሊ ኣድሃና (ዶ/ር)÷ “ንብረታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጄኔራል መኮንናት ዝተሃነፁ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ተመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውመንዴሽን ሰራዊት ምክልኻል ንጄኔራል መኮንናት ዘህነፆም ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ተመሓላሊፎም። እቲ መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ÷ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ሚኒስትር ዲኤታ ሰራዊት ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ጎንፂ ብምውጋድ ሰላም ንምምፃእ ኣብ ታንዛኒያ እናተኻየደ ዝፀንሐ ዘተ ሰላም ቀዳማይ ምዕራፍ ሎሚ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ጎንፂ ብምውጋድ ሰላም ንምምፃእ ተሓሲቡ ኣብ ታንዛኒያ እናተኻየደ ዝፀንሐ ዘተ ሰላም ቀዳማይ ምዕራፍ ሎሚ ከምዝተዛዘመ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “እቲ ዘተ መብዛሕትኡ ብእወንታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ብምሕሳብ ቦምቢታ ሓኦም ተታሒዞም ኣብ ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ተወሳኺ ምርመራ ንኽግበር 12 መዓልቲ ተፈቒዱ Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ብምሕሳብ 10 ቦምቢታ ሓኦም ተታሒዞም ኣብ ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ተወሳኺ ምርመራ ንኽግበር ቤት ፍርዲ 12 መዓልቲ ተፈቒዱ። ሕገ መንግሕነወ ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ብሓይሊ ንምፍራስ ብዘይስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት “ዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 12 ዙር ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኑ Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 12 ዙር ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኑ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ምስጋና÷ “ፃውዒት ሓገዝ መኣዲ ንወለዶ ተቐቢልኩም፣ ሓላፍነት ስለዝወሰድኩም፤ ንመፃኢ ወለዶ ትምጥን…