ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ። እቲ ሕብረት ኣብ ዝሓለፈ እዋን 16 ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ÷ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ቀስ ብቐስ ናብ ስሩዕ ብርኪ ንምብፃሕ ሓዱሽን መሰረታዊን መደምደምታታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ብምጥማት ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ዘቲዩ Desta May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ጠሚቲ ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ዘቲዩ። ዘተ ድሕሪ ምክያድ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ዝዕመሙ መደባት ብምንፃር ተግባራዊ ክኸውን ኣንፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ተግባራዊነት ስምምዕ ሰላም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ Desta May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ተግባራዊነት ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ ብኹለ መዳይ ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ዋና ፀሐፊት ውሕመ ኣሚና መሓመድ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፅሓፍ ሎሚ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሰናደአን ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፃሕፍቲ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኸፊቱ። ኣብቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ዓውደ ምርኢት÷ ቀዋሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ተግባር ምንቅስቓስ ፅንፈኛታት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ የምክን ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ናይ ባዕሎም ውዳበ ፈጢሮም ብዘይሕጋዊ መገዲ መንግስቲ ንምትካእ ዝሓሰቡ ኣካላት ልኡኽቶኦም ንምፍሻል ዝጀመሮ ተግባር ኣጣናኺሩ ቀፂሉ። ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት እታ ሃገር ብሓይሊ ንምፍራስን እኩይ ድሌት ፖለቲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ሪዞርት ሃላላ ኬላ መሪቖም ከፊቶም Desta May 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ሪዞርት ሃላላ ኬላ መሪቖም ከፊቶም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓዊሱ፥ ኣፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍተቲ ስራሕ መንግስቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ልዕሊ 200 ከንቲባታት ከተማ ዘቲዮም Desta May 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 200 ከንቲባታት ከተማ ዘቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ርእሳነ ምምሕዳራት ክልላት ምርካቦም እውን ተገሊፁ። ዝማዕበላ ከተማታት ንምህናፅ ከንቲባታት ዝህልዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብገበን ዝድለዩ ሰባት ዝርዝሮም ዕላዊ ገይሩ Desta May 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብገበን ዝድለዩ ሰባት ዝርዝሮም ዕላዊ ገይሩ። እቲ ግብረ ሓይኪ ኣብ ክልል ኣምሓራ እውሰድ ምስ ዘሎ ስጉምቲ ብሕቡእ ኣወዳድባ ይንቀሳቐሱን ተግባር ግብረ ራዕዱ እንትፍፅሙ ዝተረኸቡን 47…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ግርማ ዝተሰውኡሉ ዕላማ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ብምርብራብ ብልፅግናና ብፅንፈኛታት ዘይተዓናቐፍ ምዃኑ ክነረጋግፅ ኢና… Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ግርማ ዝተሰውኡሉ ዕላማ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ብምርብራብ ብልፅግናና ብፅንፈኛታት ዘይተዓናቐፍ ምዃኑ ክነረጋግፅ ኢና ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ኣብ ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኻይዱ። ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ፥ ብማርሽ ቡድን፣ ብዘመድን ኣዝማዶም መሳርሕቶምን ተዓጂቡ ኢዩ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት በፂሑ። ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት…