ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንህዝቢ ሲዳማ ንበዓል መለወጢ ዘበን ፍቼ ጫምባላላ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንህዝቢ ሲዳማ በዓል መለወጢ ዘበን ፍቼ ጫምባላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ብቋንቋ ሲዳሚኛ ዘመሓመሓላለፉዎ መልእክት ቀፂሉ ቀሪቡ ኣሎ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ምምዝጋብን ናብ ማእኸል ምእካብን ዕጥቂ ዝፈትሑ ነበር ተዋጋእቲ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሰነ ክጅመር ኢዩ – ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ምምዝጋብን ናብ ማእኸል ምእካብን ዕጥቂ ዝፈትሑ ነበር ተዋጋእቲ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሰነ ከምዝጅመር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣካል ምስ ህወሓት ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝኾነ ዕጡቓት ዕጥቂ ምፍታሕ፣ ናብ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምፍታሕ እሱራት ዝጠመተ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተጀመረ መስርሕ ሰላም ንምዕሟቕን ብገበን ተጠርጢሮም ዝተትሓዙን ዝተፈረዶምን ሰባት ካብ ቤት ህንፀት ንምፍታሕ ዝጠመተ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝሃቦ ውሳነ፥ እቲ ውሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ንግዲን ሃንጋሪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ንግዲን ሃንጋሪ ፒተር ሲያርቶ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ዲፕሎማያዊ ጉዳያትን ብዕመቆት ከምዝዘተዩ ግዜኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ 1 ሺሕ ኣዋርሕ ኢባዳ ዝለዓለ ምንዳዋ ሚዛን ዝደፍእ “ለይለቱል ቀድር” Desta Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ዝዛዘም ናይ ረመዳን ወርሒ ካብ 1 ሺሕ ኣዋርሕ ወይ ካብ 83 ዓመታት ካብ 3 ኣዋርሕ ኢባዳ ንላዕሊ ዝለዓለ ምንዳ ዘለዋ ሓንቲ ለይቲ “ለይለቱል ቀድር” ትርከብ። እዛ በረከት ብዙሕ “ለይለቱል ቀድር” ምእመን ብንቕሓት ንክሕልዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሱዳን መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ኣሊ ኢል ሳዲግ ኣሊ ብስልኪ ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፥ ምስ ሱዳን መዘነኦም ኣብ ዝገበርዎ ልዝብ ኢትዮጵያ ንህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ሱዳን ሐዚ ካብ ዘጋጠሞ ኩነታት ናይ ምውፃእ ክእለትን ጥበብን ዘለዎ ህዝቢ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Apr 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ 9፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ) ህዝቢ ሱዳን ሐዚ ካብ ዘጋጠሞ ኩነታት ናይ ምውፃእ ክእለትን ጥበብን ዘለዎ ህዝቢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ጎረበት ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንበዓል ፋሲካ መልእኽቲ እንኳዕ ኣፀሐኩም ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን ድማ÷ “ንክርስቲያናት ሃገርና እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም! ኢየሱስ ክርስቶስ ስቓይን ሞትን ከምዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ዘቲዮም Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂዮ ሜሎኒን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሃሰን ሼኽ መሓሙድን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ሰለስቲኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናይ ክልል ፍሉይ ሓይሊ ዝበሃል ኣወዳድባ የለን- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናይ ክልል ፍሉይ ሓይሊ ዝበሃል ኣወዳድባ የለን ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዥር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ኣብ ትካላት ፀፅታ ፌዴራልን ክልላትን መሊስካ ናይ ምውዳብ ስራሕ…