ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሽሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ Desta Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሽሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል እንትኽበር ብዛዕባ ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ሓድነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ ክኽበር ኢዩ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር 2015 ዓ.ም ወርሒ ሎሚ ብምርኣያ ፅባሕ ዓርቢ ክኽበር ኢዩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ጎንፂ ንምውላዕ ዝሰርሑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ጎንፂ ንምውላዕ ዝሰርሑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ህዝብታት ኢትዮጵያን ሱዳንን ብዙሓት ፈተናታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኩነታት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ብዕቱብ ይከታተል ከምዘሎ ኣፍሊጡ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኩነታት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ብዕቱብ ይከታተል ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብ ሱዳን ብመሰረት ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታን ድሕንነትን፥ ኣብ ዋና ቤት ዕዮን ካርቱምን ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣቢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ምግባር ይቕፅሉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንፕሮጀክት መኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ምግባር ይቕፅሉ ኣለዉ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ 9ይ ዙር ፕሮጀክት ገበታ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ዝርዝር ትካላትን ውልቀ ሰባትን ዕላዊ ገይሩ፡፡ ሓገዝ ዝገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓቕመ ደካማታት ዝሓስብ – “ዘካ ተልፊጥር” Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ እዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ማሕበረሰብ ሙስሊም ፆም ረመዳን ዝፈትሐሉ በዓል “ዒድ ኣልፈጥር” ከኽብር ኢዩ፡፡ “ዒድ ኣልፈጥር” “ዒድ ኣልፈጥር” ኣብ ዓመት ሓደ ግዘ ድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ፆም ዝርከብ ካብ ብሕትነት ንላዕሊ ሓድነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሰላም ህዝቢ ብምርግጋፅ ህዝቢ ሰላም ብምርግጋፅ ገፁ ናብ ልምዓት ንኸዝውር ምግባር ከምዝግባእ ኣገንዚቦም Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሰላም መሰረት ኩሉ ሰናይ ከም ምዃኑ መጠን፤ ብዘይሰላም ልምዓት ዘይሕሰብ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ምስ ነበርቲ ከተማ ነቀምቴ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ፥ “ህዝቢና ሰላሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ናብ ከተማ ነቀምት ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ንጉሆ ናብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ከተማ ነቀምት ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ናብ ከተማ ነቀምት እንትኣትዉ፥ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ኣቦታት ሃይማኖት፥ ኣመራርሓታትን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን ድሙቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ቃል ዝኣተዎ ብተግባር ምርግጋፅን ፈተናታት ናብ ዕድል ምቕያርን ዘለዎ ልምዲ እናረጋገፀ ይርከብ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቃል ዝኣተዎ ብተግባር ምርግጋፅን ፈተናታት ናብ ዕድል ናይ ምቕያርን ዘለዎ ልምዲ እናረጋገፀ ከምዝርከብ ምክትል ፕሬዚዳንትንሓላፊ ዋና ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ዝሓለፈ መረፃ…