Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ብርዕሳነ ምምሕዳር ክልላት ዝተመርሐ ልኡኽ ፈፃሚት ስራሕ ፓርቲ ብልጽግና ጅግጅጋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርዕሳነ ምምሕዳር ክልላት ዝተመርሐ ልኡኽ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚት ስራሕ ፓርቲ ብልጽግና ጅግጅጋ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊል ዋል እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…

ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ናይጄሪያ፣ ኳታር፣ ደቡብ ኮሪያን ስዑድ ዓረብን መዘነአን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትራት ትራንስፖርት ናይጄሪያ፣ ኳታር፣ ደቡብ ኮሪያን ስዑድ ዓረብን ተዛቲየን። ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 41 ዓለም ለኸ ጉባኤ ሲቪል ኣቪዬሽን…

ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ስርናይ ንምልኣኽ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ፍርያት ስርናይ ንምልኣኽ ዘኽእል ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ስምምዕነት ተገይሩ። እቲ ስምምዕነት ተበፂሑ ዘሎ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ምስ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዝገበሩዎ…

ኣገልግሎት ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ምጅማሩ ኣይሲቲ ሞተር ምዕባለ ጉዕዞና ብምግባር ናይ ምንቅስቓስና መርኣያ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ምጅማሩ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ሞተር ምዕባለ ጉዕዞና ብምግባር ናይ ምንቅስቓስና መርኣያ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ኣገልግሎት ኢንነተርኔት መጀመሪ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ኢዩ። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ከምዘድሊ እቶም መራሕቲ ተዛሪቦም። ፕሬዚዳንት…

ሳፋሪኮም መጀመሪ መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ኣገልግሎት ኔትዎርክ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም መጀመሪ መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ኣገልግሎት ኔትዎርክ ኣካይዱ። ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ኣብ ኣዱስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ መጀመሪ መርሃ ገብሪ ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎቱ ከምዝጀመረ ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ ስነርዓት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ትካልን…

ርክብ ኢትዮጵያን ኬኒያን ኣብ ሓበራዊ ኣብ ፅኑዕ ሰረት ዝተሃንፀ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ንዝመፅኡ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ተቐቢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየርን ስደትን ዝመክር መድረኽ ተሳልጥ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየርን ስደትን ዝመክር ብሄራዊን ዓለም ለኻዊን መድረኽ ሙሁራን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳልጥ ኣላ። ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ እቲ መድረኽ÷ ምስ ለውጢ ንብረት ኣየር ተተሓሒዞም ዝኽሰቱ ስደታት ስትራቴጂ ብዝተኸተለ መልክዑ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ካልኣይ ዓመት ፈላማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ካብ 30 መስከረም ክሳብ 1 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ከመዝካየድ ተሓቢሩ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ቤት ምክሪ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ክታበት ጋቪ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2020 ጀሚረን ሻምፒዮን ጋቪ ኮይነን ዝፀንሓ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ክታበት ጋቪ ዶክተር ሴት በርክሌይን ኣብቤት ፅሕፈተን ተቐበሊን ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጋቪን ብዛዕባ ዘሎ ምሕዝነትን…