እቲ ስምምዕነት ሰላም ሸትኡ ንክወቅዕ መንግስቲ ዝጀመሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ዶ/ር ለገሰ ቱሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ስምምዕነት ሰላም ሸትኡ ንክወቅዕ መንግስቲ ዝጀመሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶ/ር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ መዛዘሚ ኲናትን ጎንፂን ዘላቒ ሰላም…