ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ተውፃእፅኡ መናእሰይ ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ተውፃእፅኡ መናእሰይ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ምክልኻል ዑደት ገይሮም። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ማርታ ሉዊጂ÷ ነቶም መናእሰይ ናይ እንኳዕ ደሓን መፃእኹ ኣቀባብላ ገይረናሎም፡፡ ኣማኻሪ ጉዳያት ስትራቴጂን ፍሉይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንምዝካር 24 ጥቅምቲኣብ መላእ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“24 ጥቅምቲ ኣይንርስዖን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንምዝካር 24 ጥቅምቲኣብ መላእ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ኣይ ከበደ ዴሲሳ እቲ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ወለዶ ብምስራሕ፤ ሃገር ናይ ምስጋር ስራሕ ብኣድህቦ ይሰርሕ ኣሎ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ወለዶ ብምስራሕ፤ ሃገር ናይ ምሽጋር ስራሕ ብኣድህቦ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀቱ ዝተዛዘመ 2ይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር መሪቖም ከፊቶም። ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2022 0 ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ካብ ዝፀዓኖ ኣርዑት ናፃ ንኽኸውን ሰራዊት ምክልኃል ኢትዮጵያ መስዋእቲ እናኸፈለ ይርከብ፡፡ መስዋእሪ እቲ ሰራዊት ፣ክልኻል ዝተሓሰበ ሽቶ ንኸዕውት ህዝቢ ትግራይ ዘይትካእ ግደ እናተፃወተ ይርከብ። ንሰራዊት ምክልኻል ብምክንኻን፣ ስንቂ ብምቕባል፣ ብዛዕባ ዝተሓብኡ ተኸተልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር መሪቖም ከፊቶም Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀቱ ዝተዛዘመ ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር መሪቖም ከፊቶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምርቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ዱግዳን ቦራን ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ዱግዳን ቦራን ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ወረዳ 8 ሺሕ ሓረስቶት ብኩታ ገጠም ሕርሻ 31 ሺሕ ሄክታር መሬት የለምዑ ከምዘለዉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ብናይ ሓጋይ መስኖ ዝዘርኡ ኣብ ዘለዉ ሓረስቶት ዑደት ገይሮም Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ብናይ ሓጋይ መስኖ ዝዘርኡ ኣብ ዘለዉ ሓረስቶት ዑደት ገይሮም። እቶም ሓረስቶት ብትራክተር ዝሓርሱ ዘለዉ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ዞባ ብናይ ሓጋይ መስኖ 200 ሺሕ ሄክታር መሬት ብስርናይ ክሽፈን ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ሃበራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ሃበራዊ ክልተኣዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሪፐብሊክ ሞዛምቢክ ላውሪን ፍራንሲስኮ ተዛቲዮም፡፡ ቀንዲ ትሕዝቶ ልዝቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓላፍነት ዝጎደሎም ኣካላት ንሓደገኛ ኣጀንዳ ፖለቲካ እንትበሃል ዝፈጥሩዎም ዘለዉ መሰረት ኣልቦ ፀለመታት ኢትዮጵያ ተውግዝ-መንግስቲ Desta Oct 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነት ዝጎደሎም ኣካላት ንሓደገኛ ኣጀንዳ ፖለቲካ እንትበሃል ዝፈጥሩዎም ዘለዉ መሰረት ኣልቦ ፀለመታት ኢትዮጵያ ተውግዝ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። በምዕራባዊያን ዝተፈላለዩ ኣካላት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝንዝሑ ናይ ሓሰን…
Uncategorized ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣመራርሓታትን ዕጡቓትን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐበሩሉ ጅምላ መቓብር ቦታ ኣብ ጨርጨር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣመራርሓታትን ዕጡቓትን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐበሩሉ ጅምላ መቓብር ቦታ ኣብ ጨርጨር ተረኺቡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ኣባላት እዚ ሰሜን ዘስካሕኽሕ መጥቃዕቲ ብምፍፃም ኣብ…