ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ጄኔራል ኣብደል ፋታህ ኣል-ቡርሃን ተዛቲዮም Desta Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ኢጋድ ምስ ፕሬዚዳነት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ሱዳን ጄኔራል ኣብደል ፋታህ ኣል-ቡርሃን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊን ቀጣናዊ ክልቲኣዊ ዛዕባታትን ዝጠመተ ከምዝነበረ ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ልዩ ንምስታፍ ናይሮቢ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ትካል በይነ-መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ልዩ ንምስታፍ ኬንያ ናይሮቢ ኣትዮም። እቶም መራሕቲ ኣብቲ ጉባኤ ኣብቲ ከባቢ ዘጋጠመ ድርቂ ምፅዋር ኣብ ዝከኣለሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳነት ቤት ምኽሪ ኣውሮፓ ብቴሌፎን ተዛቲዮም Desta Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳነት ቤት ምኽሪ ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼል ብቴሌፎን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ብምርኻብ ኣብ ዝተዘራረብሉ እዋን ዝተላዘብሎም ዛዕባታት ብዝምልከት ዝበፅሕሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ዘቕርቦ ዝኾነ ይኹን ኣጀንዳን ተዛታዪን መንግስቲ ንምልዛብ ድልዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም Desta Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ዘቕርቦ ዝኾነ ይኹን ኣጀንዳን ተዛታዪን መንግስቲ ንምልዛብ ድልዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላትን ኣመራርሓን ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተዛቲዮም። ኣካቢ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ሸኔ ምስ ህዝንና ብምዃን ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲልና ክነወግዶ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ሸኔ ምስ ህዝንና ብምዃን ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲልና ክነወግዶ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ኣካላት ፀጥታ ካብ ዘውረድሉ በትሪ ዘምለጠ ጉጅለ ሸኔ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንተፀኒዕና ፈተናታት ዕድላት ዕብየት እዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተፀኒዕና ፈተናታት ዕድላት ዕብየት እዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ እንተፀኒዕኻ ፈተናታት ዕድላት ዕብየት ከምዝኾኑ ብምግላፅ፤ “ዝሃነፅናዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀጋኑ ደሞም ኣፍሲሶም ዘኽበርዋ ሃገር ብመስዋእትነት ክነቕፅል ኢና ክብሉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀጋኑ ደሞም ኣፍሲሶም ዘኽበርዋ ሃገር ብመስዋእትነት ክነቕፅል ኢና ክብሉ ኣብ እዚ ሰሜን ዝርከቡ ኣባላት ክፍሊ ሰራዊት ሜካናይዝድን ኣጋር ጦርን ተዛሪቦም። ኣብቲ ክፍሊ ጦር ዝርከቡ ኣዛዚ ሓለቓ ሽሕ 2ይ ሬጅመንት ኣለምነው ተፈራ ከምዝገለፅዎ÷ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባህልና ዝተመረቐ ሰብ ንሰናይ ዝተፀወዐ እዩ – ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣብ ባህልና ዝተመረቀ ሰብ ንሰናይ ዝተፀወዓ ምዃኑ ሕድሕድ ተመራቒ ንዝተፀወዐሉ ተግባር ንዕቤየት ሃገሩ ዓምዲ፤ ምዃኑ እዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣቢሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ናይ ሹመት ደብዳቤኦም ንፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣቕሪቦም Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ናይ ሹመት ደብዳቤኦም ንፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን ምስ ሓጋዚት ፀሓፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሞሊ ፊ ኣብ ክልቲኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ክልተ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ከባቢ ቱሉ ዲምቱ 11:00 ሰዓት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።…