Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ንኣፍሪካ ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ከጠማኽር ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ንኣፍሪካ ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸጣኽር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ ማላቦ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 15 ጉባኤ ሰብኣዊ ሓገዝን ቃል ኪዳንን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 15 ጉባኤ ሰብኣዊ ሓገዝን ቃል ኪዳንን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ መበል 15 ጉባኤ ሰብኣዊ ሓገዝን ቃል ኪዳንን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ። ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዝሕብሮ፥ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ መኽፈቲ ጉባኤ ቀዳማዊት እመቤት…

ካብ ሓምለ ክሳብ መጀመርታ ወርሒ ግንቦት 72 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሐገዝ ናብ ትግራይ ተላኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት ካብ ሓምለ ክሳብ መጀመርታ ወርሒ ግንቦት 72 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሐገዝ ናብ ትግራይ ከምዝተጓዓዓዘ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ሓገዝ ከይተኣጓጒለ ንኹጓዓዝ ዝጀመሮ…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ንተግባራዊነት ዝተጣየሸሉ ሃገራዊ ኣጀንዳ ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ቁርፀኛታት ክኾኑ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ንተግባራዊነት ዝተጣየሸሉ ሃገራዊ ኣጀንዳ ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ቁርፀኛታት ክኾኑ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ብተወሳኺ ፓርቲታት ፖለቲካን መንግስቲን ብዝበለፀ ቁርፀኛታት ንክኾኑ ፀዊዑ። እቲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ እዋናዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ከተማ ማላቦ ኣትዮም። ኣብ ናይጄሪያ ንክልተ መዓልታት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገበሩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ናብታ ከተማ ኣምሪሖም። ምስ ጉጅለ ልኡኾም…

ኣልሸባብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍፅሞ ዝነበረ ተግባር ግብረ ራዕዲ ምፍሻሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣልሸባብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍፅሞ ዝነበረ ተግባር ግብረ ራዕዲ ምፍሻሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ፌዴራልን ብሓባር ብዘሳለጥዎ ወፍሪ ኢዩ ፈሺሉ ተባሂሉ። እቲ ዛዕባ ብዝምልከት ብሓባር ኣብ ዝተውሃበ መግለፂ፥ ገብረ ራዕዲ ሸኔ…

ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ሓድነትና ግድነት ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ሓድነትና ግድነት ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት መዓልቲ ኣፍሪካ ብዝምልከት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መለእኽቲ፥ ብመሰረት ዝተዛበዐ ዓለም ለኸ ስርዓት ኣፍሪካ ሕውስውስ ፈተናታት…

ምጥንኻር ምትሕብባር ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ንኣህጉራዊ ምትሕብባር ወሳኒ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥንኻር ምትሕብባር ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ንኣህጉራዊ ምትሕብባር ወሳኒ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ናይጄሪያ ምእታዎም ይፍለጥ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ በዓል መዓልቲ ናፅነት ኤርትራ ኣመልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ በዓል መዓልቲ ናፅነት ኤርትራ ኣመልኪተን መልእኽቲ ንመንግስቲን ህዝቢን እታ ሃገር እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ተጠናኺ ንኽቕፅል መንግስቲ…

መናእሰይ ኣፍሪካ ንፀገማት እታ ኣህጉር ብምቅላስ ኣብ መፍትሒኦም ከድህቡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣፍሪካ ንፀገማት እታ ኣህጉር ብምቅላስ ኣብ መፍትሒኦም ከድህቡ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣኼባ መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ 2022 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ምስላጥ ጀሚሩ፡፡…