ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንመበል ሓምሻይ ግዘ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ኣጎዓዒዙ Desta May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንመበል ሓምሻይ ግዘ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ። እቶም ሰብኣዊ ሓገዛት፥ ናውቲታት ሕክምና፣ ሓገዝ ምግቢ፣ እታዎታት መሐከሚ ማይን ናውቲታት ገዛን ኢዮም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ናይጀሪያ ኣምሪሖም Desta May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ላዕለዎት ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ናይጀሪያ ኣምሪሑ። ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ከተማ ኣቡጃ ኣቲዮም።…
ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንምግባር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንምግባር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዓውዲታት ዕደና፣ ማኑፋክቸሪንግ፣ ግብርና፣ ኣይ ሲ ቲ ን ትምህርቱን ንምውፋር ዘለዎም ድልየት ኢዮም ገሊፆም። ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ተዛቲዮም Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ምትካል እግሪ ተመዛበልቲ ብምድሃብ ብኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ዶክተር ካትሪን ሱዚ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ዶክተር ካትሪን ሱዚንን ኣንባሳደራት ሃገራት ጣሊያን፣ ጃፓን ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ቀጠና ብኣትሌቲክስ ጥራሕ ዘይኮነ ብፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን እውን ዝፍለጥ ክንገብሮ ኢና – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ቀጠና ብኣትሌቲክስ ጥራሕ ዘይኮነ ብፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን እውን ዝፍለጥ ክንገብሮ ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ሓይሊ ኣየር ንባዕሉ ምድቡ እናዋደደ እናዘነ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌ.ዲ.ሪ.ኢ "ሰራዊት ሃገር እምበር ብሄር የብሉን" ካብ ዝብል ለውጢ ኣተሓሳስባ ጀሚሩ ብስልጠና ኣወዳድባን ዕጥቂን ከምኡ እውን ብህንፀት ሓይሊ ሰብ ንባዕሉ ምድቡ እናዋደደን እናዘመነን ከምዝኾነ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀኔራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ን200 ደቂ ኣንስትዮ መኣዲ ኣካፊሉ Gebremariam Weldegerima May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣዲስ ኣበባ ዓሰርቲአን ክፍለ ከተማታት ንዝተውፃእፃኣ 200 ደቂ ኣንስትዮ መኣዲ ኣካፊሉ። ፈጠራ ብዝተሓወሶ መገዲ ብኸመይ መሰረታዊ ኣትክልቲ ኣብ ገዛና ንምፍራይ ከምዝከኣል ዘርእዩ ኣብቲ ቀፅሪ ዝሳለጡ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 10 ሺሕ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከምዝኣተወ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 10 ሺሕ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከምዝኣተወ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ብ163 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ክልተ ግዜ ከምዝተጎዓዓዘ ኢዩ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም መንግስቲ ኢትዮያ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንኽኸውን ዝገብሮ ፃዕሪ ንኢዱ Gebremariam Weldegerima May 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም መንግስቲ ኢትዮያ ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዞጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንኽኸውን ዝገብሮ ፃዕሪ ንኢዱ። ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ክላውድ ጂባር ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብስእነት ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ብኣምባሳደርነት ንዝተሸየሙ ክልተ ጄነራል መኮንናት ኣብ ትካላዊ ለውጢ ልዑል ኣበርክቶ ነይርዎም” – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima May 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣምባሳደር ጀኔራል ባጫ ደበሌን ንኣምባሳደር ጀኔራል ሓሰን ኢብራሂም ስነ-ስርዓት ምፍናውን ምስጋናን ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ላዕለዋይ ምክልኻል ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ÷ ክልቲኦም ኣምባሳደር ጄነራላት ቅድሚ ለውጢን…