ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትማሊ ካብ ዝነበረሉ ብብዙሕ ዕፅፊ ኣብ ዝሓሸ ዓቕሚ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትማሊ ካብ ዝነበረሉ ብብዙሕ ዕፅፊ ኣብ ዝሓሸ ዓቕሚ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀዳማይ ዙር ስነስርዓት ምረቓ ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ተረኺቦም፡፡…