ካብ ሓምለ ክሳብ መጀመርታ ወርሒ ግንቦት 72 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሐገዝ ናብ ትግራይ ተላኢኹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት ካብ ሓምለ ክሳብ መጀመርታ ወርሒ ግንቦት 72 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሐገዝ ናብ ትግራይ ከምዝተጓዓዓዘ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ሓገዝ ከይተኣጓጒለ ንኹጓዓዝ ዝጀመሮ…