ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ ኩለን ክልላት፣ ምምሕዳር ከተማታትን ዝተፈላለዩ ኣባላት ቤት ምኽሪን ዘካተተ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ኣብ በህርዳር ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋዬ፤ ንተሳተፍቲ ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ተስፋ ፅባሕ ንዝኾነ ግድብ ህዳሰ ደገፎም ንከጠናኽሩ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም Desta Sep 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ተስፋ ፅባሕን ሓበራዊ ሃፍትን ኩላትና ንዝኾነ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝገብርዎ ደገፍ ንከጠናኽሩ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም። ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ከይዲን እዋናዊ ኩነታተን እቲ ግድብ ተዓዚቦም። ኣብቲ ከባቢ ብምኻድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ናብ ሰላም እትገብሮ ጉዕዞ ካብ ምድጋፍ ወፃእ ኢዱ ከእትው የብሉን – ኣምባሳደር ሂሩት Desta Sep 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ናብ ሰላም እትገብሮ ጉዕዞ ካብ ምድጋፍ ወፃእ ኢዱ ከእትው የብሉን ክብላ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓን ቤልጂየምን ሂሩት ዘመነ ፃውዒት ኣቕሪበን። ኢትዮጵያ Xትገብሮ ፃዕሪ ሰላም ልዕሊ ዓቕማ ከምዘይኮነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ሰብን ሓለዋን እቲ ቤት ፅሐፈት ኣይተ ሽብሩ ኣባዲማ ኣብቱ እዋን ከምዝሓበሩዎ÷ እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቅድሚ ሕዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ መፍትሒ ንኽረክብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ክገብር ይግባእ – ፕ/ር አን ፊትዝ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ መፍትሒ ንኽረክብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ክገብር ከምዝግባእ ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጌራልድ ገሊፀን። ኣብ ካናዳ ተመራማሪት ዓለም ለኸ ጉዳያት ፀፅታን ዲን ዓለም ለኸ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝጀመርናዮ ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ስርናይ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ንምቕራብ ኣብ ሽቶ ክንበፅሕ ቀሪብና ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ዝጀመርናዮ ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ስርናይ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ንምቕራብ ኣብ ሽቶ ክንበፅሕ ቀሪብና ኣለና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ዛዕባ ተዛቲዮም Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ዛዕባ ብምድሃብ ምስ ምምሕዳር እታ ከተማ ተዛቲዮም። እቶም ተወለድቲ ትግራይ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዝወገነ ብምምሳል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘብፅሖ ፅዕንቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኤዥያ-ፓሲፊክን ኣፍሪካን ተዛቲዮም Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣብ በዓል መዚ ኢንቨስትመንት ኳታር ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኤዥያ-ፓሲፊክን ኣፍሪካን ሼክ ፋይሰል ቢን ታኒ ኣል-ታኒን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ፍሰስ መዋእለ ንዋይ ኣብ ምርኣይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘካየደቶ ሰፊሕ መመሓየሺ ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ይረክብ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘካየደቶ ሰፊሕ መመሓየሺ ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ይረክብ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ብዝገበርዎ ፃዕሪ ሽልማት ፋይናንስ ኢስላሚክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ተዛቲዮም Desta Sep 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ሪታ ላራንጂንሃ ተዛቲዮም። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጎንፅን መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ህንፀት ሰላምን አብሪሆም።…