ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሶላት ዒድ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ንተሸከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕ 443 በዓል ኢድ ኣልፈጥር ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ዛዚሙ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
በቢዓመቱ ንዝኽበር በዓል ዒድ ዓልፈጥር እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ዘገናዘበ ትልሚ ብምውጻእን ካልኦት…