ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ለሚ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ለሚ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ እዋን ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ፣ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝን ካልኦት ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሽፋን ሃይማኖት ጎንፂ ብምልዕዓል ድሌት ፀረ-ኢትዮጵያ ዝኾኑ ሓይሊታት ንምዕዋት ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ስጉምቲ እናተወሰደ ምዃኑ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ… Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ማዕኸል ጎደር ከተማ ጎንደር ምስ ቦታ ቀብሪ ተተሓሒዙ ኣብ ሞንጎ ተኸተልቲ እምነት ክርስትናን እስልምናን ዝተቐስቀሰ ጎንፂ መበገሲ ብምግባር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሽፋን ሃይማኖት ጎንፂ ብምልዕዓል ድሌት ፀረ-ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ካትሪን ራስልን ተዛቲዮም Desta Apr 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ካትሪን ራስልን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓትን ሰብኣዊ ደገፍን ኣጠናኺርካ ምቕፃል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሃገርና ምጥፋእ ዝደልዩ ኩሎም ወኪል ጥፍኣት ትልሞም ብምግባር ንክጥቀሙልና ክንፈቅድ ኣይብልናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Apr 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከም ህዝቢ ኣፈላላይና ኣሚንና ብምቕባል ብዕድመ ብዙሕ ትውልዲ ብሓድነት ተኣሳሲርና ነቢርና ኢና ከብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚንስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሓድነትና ምክእኣል ወሳኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኬኒያ ኣምሪሐን Desta Apr 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኬኒያ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ናብ ኬኒያ ዝኸዳ ኣብ ስርዓተ ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር መዋይ ኪባኪ ንምርካብ ኢዩ። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጀሞ ኬንያ ዓለም እንትበፅሓ ፀሓፊት ካቢኔ ስፖርት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምንጋዕ ፀፅታ ጎንደር ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ መንግስቲ ኣፃሪዩ ስጉምቲ ንክወስድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ሓቲቱ Desta Apr 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንጋዕ ፀፅታ ጎንደር ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ መንግስቲ ኣፃሪዩ ስጉምቲ ንክወስድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ሓቲቱ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ኡመር ኢድሪስ፥ ኣብ ጎንደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Apr 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ብቋንቋ ሲዳምኛ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይን ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሓደ ኣካል ምንቅስቓስ ሕርሻ ከተማ ዝኾነን እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ቀፅሩ ዘሳልጦ ሕርሻ ኣሕምልቲ… Desta Apr 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ዘተ ስዒቡ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ተሳተፍቲ እቲ ኣኼባን ሓደ ኣካል ምንቅስቓስ ሕርሻ ከተማ ዝኾነን እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ቀፅሩ ዘሳልጦ ሕርሻ ኣሕምልቲ ገደናን ገምጊሞም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ተረኸብሉ ተገምጊሙ Desta Apr 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ተረኸብሉ ተገምጊሙ። ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ እቲ ፀብፃብ ኣቕሪበንኡ። ናህሪ ናብራ ንምምሕያሽ መሰረታዊ ሸቐጣት ብበዝሒ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ዓለም ለኻዊ ተልእኾ ዓቃቢ ሰላም ተዋፊሮም ናብ ሃገሮም ዘይተመለሱ ሒደት ኣባላት ሰራዊት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ Desta Apr 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ዓለም ለኻዊ ተልእኾ ዓቃቢ ሰላም ተዋፊሮም ናብ ሃገሮም ዘይተመለሱ ሒደት ኣባላት ሰራዊት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። እቲ ሚኒስቴር ዝሃቦ ሙሉእ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ድፋዕ…