ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓላፊት ዩኤስኤይድ ሳማንታ ፓወር ኣብ ዛዕባታት ምትሕብባር ልምዓት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓላፊት ዩኤስኤይድ ሳማንታ ፓወር ኣብ ዛዕባታት ምትሕብባር ልምዓት፣ ኢኮኖሚን ፖለቲካን ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብምድሃብ ተዛቲዮም።
ብምኽኒያት ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ዘሎ ፀገም፣ ኣብ ቀጣና ምብራቕ…