Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ብዓወት ከምዝተዛዘመ እቲ ፓርቲ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ብዓወት ከምዝተዛዘመ እቲ ፓርቲ ኣፍሊጡ። ንዝሓለፉ ሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝነበረ ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ቀፀልቲ ኣንፈታት ትኹረት ዘመላኽቱ በዓል ሽዱሽተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ…

ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ይመርፅ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ እናመረፀ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ጉባዔኡ እናካየደ ዝርከብ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ውዕልኡ፥ ፖለቲካዊ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፀገማት ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዝኽእሉ ኣባላት ማኣኸላይ…

ፓርቲ ብልፅግና ምድማር ከም መገዲ ምዕባለ ከም መብፅሒ ዝወሰደበ፣ ብሃገር በቆል ሓሳብ ንባዕሉ ዝተኸለ ፓርቲ ምዃኑ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ምድማር ከም መገዲ ምዕባለ ከም መብፅሒ ዝወሰደበ፣ ብሃገር በቆል ሓሳብ ንባዕሉ ዝተኸለ ፓርቲ ምዃኑ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና “ካብ ፈተና ናብ ልዕልና!”…

ፓርቲ ብልፅግና ድሌት ሰላም፣ ፍትሒን ሰናይ ምምሕዳርን ህዝቢ ኢትዮጵያ ብዘላቕነት ንምርግጋፅ ዝሰርሕ ህብረ ብሄራዊ ፓርቲ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና “ካብ ፈተና ናብ ልዕልና!” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ዘመሓላለፉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ፥ ፓርቲ ብልፅግና ድሌት…

መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርት መኽፈቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ፣ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ፣ ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት፣ ተወከልቲ…

ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ብሜካናይዝድ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሜካናይዝድን ከቢድን ቀሊልን ተሸከርከርቲን ምሽክርካርን ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ፥ ምክትል ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ምድሪ ሜጀር ጀነራል እንዳልካቸው…

ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ሎሚ መዓልቲ ቀትሪ ሰዓት 8 ክጅመር ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝጅምር ጉባኤ እቲ ፓርቲ፥ ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያውያን ዘረጋግፁ ውሳነታት ከምዝመሓላለፉ እቲ ፓርቲ ኣፍሊጡ። ነቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም ሓላፊ ዘፈር ህዝቢን…

ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ዶን ቤየር ረቂቕ ሕጊ ‘ኤችአር 6600’ ትኽክል ከምዘይኮነን ነቲ ሓሳብ ከምዝቃወሙን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ዶን ቤየር ‘ኤችአር 6600’ ብዝብል ንኢትዮጵያ ዝምልከት ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ዝተሰሓሓተን ነቲ ሓሳብ ከምዝቃወሙን ገሊፆም። ዶን ቤየር ትማሊ ኣብ ሬስቶራንት ኢትዮጵያ ማክዳ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ…

ብማዕርነት ደቂ ሰባት ምእማንን ኣብ ተግባር ምውዓልን ይግባእ – ሓላፊት ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ወ/ሮ ኣበባ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብማዕርነት ደቂ ሰባት ምእማንን ኣብ ተግባር ምውዓልን ከምዝግባእ ሓላፊት ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ወይዘሮ ኣበባ በርሀ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኅንያት ብምግባር ኣብ ጣቢያና ፃንሒት ዝገበራ እተን ሓላፊት፥ በቢዓመቱ…

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ደቂ ኣንስትዮ ሃገርና ናብ ሓላፍነት ንምብቃዕ ብዝምልከት ዘይነዓቕ ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ሃገርና ማዕርንት ደቂ ኣንስትዮ፣ ምኽባር መሰለን፣ ምዕባይ ንቕሓት ሕልና፣ ናብ ሓላፍነት ምብቃዕን ብዝምልከት ዘይነዓቕ ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ዓለም…