ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምጅማር ስራሕ ሓይሊ ግድብ ህዳሰ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምጅማር ስራሕ ፍልፍል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ግድብ ህዳሰ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር 375 ሜጋ ዋት ዘፈልፍል ግደብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ከይዲ ምፍልፋል ሓይሊ ኤሌክትሪክ እቲ ግድብ ኢዮም ብዕሊ ኣጀሚሮም ዘለዉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኢትዮጵያ ዘልዐለቶም ሓሳባት ተቐባልነት ረኺቦም ኢዮም – ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኢትዮጵያ ዘልዐለቶም ሓሳባት ተቐባልነት ከምዝረኸቡ ቀዋሚት ልእኽቲ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም፣ ሉክዘምበርግን ትካላት ኣውሮፓን ሂሩት ዘመነ ገሊፀን። እተን ኣምባሳደር ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ዝተሳተፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተረባሕነት ኣፍሪካ ዘጠናኽሩ ተግባራት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ዝተሳተፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተረባሕነት ኣፍሪካ ዘጠናኽሩ ዕዉታት ተግባራት ኣሳሊጦም። ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ቤልጂም ብራስለስ እናተኻየደ እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ኮሚሽን እታወታት ሕክምናን ኣፋውስን ናብ ትግራይ ምብፅሑ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሓኒትና እታወታት ሕክምናን ናብ ትግራይ ከምዝበፅሐን 107 ሜትሪክ ቶን ተወሰኽቲ ኣፋውስ ንምብፃሕ ምድላው ተዛዚሙ በረራ ካርጎ እናተፀበየ ከምዝኾነን ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ፍቓድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ምስላጥ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ሎሚ ኣብ ብራስለስ ቤልጂም ምስላጥ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ሎሚን ፅባሕን ዝካየድ እንትኸውን፥ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ተሳተፍቲ ኮይኖም። ኣብቲ ጉባኤ እቶም መራሕቲ ልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ገንዘብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ገንዘብ ክሪስታሊና ጆርጂየቫ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ገንዘብ ዘለዋ ምትሕብባር ብዛዕባ ምጥንኻር ተላዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስሎቪኒያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምበል ሻድሻይ ዋዕላ ሕብረት ኣውሮፓ - ኣፍሪካ ኣብ ቤልጂየም ብራሰልስ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስሎቪኒያ ጃኔዝ ጃንሳ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ነይሩ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጠ መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ነይሩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም። ኣምባሳደር ዲና ኣብ መግለፂኦም፥ እቲ ሕብረት ትካል ምክልኻል ሕማማት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ሎሚ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ሎሚ ኣብ ብራስለስ ቤልጂም ክጅምር ኢዩ። እቲ ጉባኤ ሎሚን ፅባሕን ዝካየድ እንትኸውን፥ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ክሳተፉ ኢዮም። ኣብቲ ጉባኤ እቶም መራሕቲ ልዑል ምዕባለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ኣብ ቤልጂም ብራስለስ ይርከቡ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ናብ ቤልጂም ብራስለስ ይርከቡ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ብራስለስ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ…