ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚሽነር ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚሽነር ሕብረት ኣውሮፓ ዩታ ኧርፒላይነን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ኮሚሽነር ዩታ ኧርፒላይነን ብምርኻብ ኢትዮጵያ ናብ ምዕባለ ንእትገብሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብታ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብታ ብምትሕብባር ኣብቲ ዞባ ዘሎ ፀገም ሰላምን ፀፅታን ብምፍታሕ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባራ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዋና ዳይሬክተር ጉዳያት ኢጋድን ጎረባብቲ ሃገራትን ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል ገሊፆም። ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርልስ ሚሼል ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ካብ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣቐዲመ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ኣብ ቤልጂም ብራስለስ ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ናብ ቤልጂም ብራስለስ ተረኺቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ ጉባኤ ካብ ዝገብሩዎ ተሳትፎ ተሳትፎ ብተወሳኺ ምስ መራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ሰራዊት ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ምድሪ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ሰራዊት ኣፍልጦ ተዋሂቡዎም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ሚኒስቴር ምክልኻል ጀነራል ባጫ ደበሌ ሓዊሱ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ቀዋሚ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ቀዋሚ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኣብ ኣደባባይ መስቀልን ባህረ ጥምቀት ጃንሜዳን ዝቐረቡ ሕቶታት ሓበራዊ ምይይጥ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ። እቲ ዘተ ብፍፁም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ። እቲ ባይቶ እኹል ዘተ ድሕሪ ምክያድ ነቲ ኣዋጅ፥ ብ63 ተቓውሞ 21 ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ ድምፂ ከምዘልዓሎ ተገሊፁ። ብሃይለየሱስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ኣኼባ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ጉዳይ ምልዓል ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክዝቲ ኢዩ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣማኻሪ ጉዳያት ቤት ምኽሪ፥ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሓዊሱ፣ ኣብ ውሳነ ሓሳብ ረቂቕ ኣዋጅ ትራንስፖርት መገዲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኢታማዦር ሹማት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ክሊ ኣፈፃፅማ “ግዳጅ” ሶማሊያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት 7፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ኣብ ግዳጅ “ኣሚሶም” ተሳተፍቲ ዝኾኑ ላዕለዎት ኢታማዦር ሹማት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ክሊ ኣፈፃፅማ ግዳጅ ሶማሊያ ተዛቲዮም። ነቶም ላዕለዎት ኢታማዦር ሹማት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓበራዊ ቅልፅም ንኢትዮጵያና ሓምለዋይነት ምኽዳን ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓበራዊ ቅልፅም ንኢትዮጵያና ሓምለዋይነት ምኽዳን ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ ሓደ ዕላማ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምሽርሻር ሓመድ ብምቕናስ…