ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ህይወት ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣5 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ህይወት ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብ ሼክ ካሊፋ ቢን ዛይድ ኣል ናህያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ንወራሲ ዓራት ሼክ ሞሓመድ…