ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሳነታት ራብዓይ ቤት ምኽሪ ሚነሲትራት Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኅሪ ሚኒትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ብቀዳምነት ዝተዛተየ ኣወዳድባ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ ኢትዮጵያ ሰላም ኣይኮነትን ዝብል ሓሳብ ፀላኢ ካብ መሰረቱ ዝነቅል ኢዩ –… Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ ኢትዮጵያ ሰላም ኣይኮነትን ዝብል ሓሳብ ፀላኢ ካብ መሰረቱ ዝነቅል ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 43 ኣኼባ ኮሚቴ ቀዋሚ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 43 ኣኼባ ኮሚቴ ቀዋሚ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ኣኼባ “ምህናፅ ዓቕሚ ስርዓተ ምግቢ፣ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ፣ ኢኮኖሚን ማሕባበራዊን ልምዓት ምቅልጣፍ ኣህጉር ኣፍሪካ” ብዝብል ሕብረት ኣፍሪካ ብዘሰናደኦ መሪሕ ቃል ኣኼባ…
Uncategorized በዓል ጥምቀትብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። በቢዓመቱ 11 ጥሪ ዝኽበር በዓል ጥምቀት፥ እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ምስ ሕብረተሰብ ተዋዲዱ ብምስርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ታቦታት ካብ ጥምቀተ ባሕሪ ነናብ መንበሪ ኣድባራቶም ብዝማሬን ዓጀባን ብኽብሪ እናተፋነዉ ይርከቡ። እቲ በዓል ጃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰላምን ማዕርነትን ኣወንታዊ ግደ ዘለዎም ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ – ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰላምን ማዕርነትን ከምኡ እውን ንሕነታውነት ኣወንታዊ ግደ ዘለዎም ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ፌዴሪኢ ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ ኣብ ምኽባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ኣብ ጎንደር ምኽባር ፍሉይ ሓጎስን ስምዒትን ኣለዎ – ዶ/ር ይልቃል ከፍኣለ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ጎንደር ምኽባር ፍሉይ ሓጎስን ስምዒትን ከምዘለዎ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ገሊፆም። ጎንደርዘለዋ ባህሊን ሓድጊን ብዝግባእ እንተጠቒማ ኣብ ዓውዲ ሪዝም ልዑል ግደ ክትፃወት ከምትኽእል እቶም ርእሰ መምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። በዓል ጥምቀት ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ናይ ኩለን ኣድባራት ታቦታት ካብ ድሮ እቲ በዓል ጀሚረን ናብ ዝተሰናድኡ ባሕረ ጥምቀታት ብምኻድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረታ ኣፍሪካ ካብ ወትሩ ብዝለዓለ ኣገልግሎት ምትእንጋድ የድሊ – ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ Gebremariam Weldegerima Jan 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ. ቢ.ሲ)መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረታ ኣፍሪካን መበል 40 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሚኒስትራት ቅድመ ምድላው ብምድሃብ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ምድላው ዝተሳተፉሉ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ቅድመ ምድላው ዝተዳለወ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ምፍናው ታቦት /ከተራ/ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ-ስርዓት ምፍናው ታቦት /ከተራ/ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ምፍናው ታቦት ንምዕም ተኸተልቲ እቲ እምነት ከካብ ኣድባራት ዝመፅ ታቦታት ዓጂቦም ናብ…