Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዝተጎድኡ ሓድግታት ብቕልጡፍ ናብ ንቡር ብምምላስ ዓዉዲ ቱሪዝም ክነቓቓሕ ይግባእ ክብሉ ሰብ ሞያ ሓድግን ቱሪዝምን ገሊፆም 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጎድኡ ሓድግታት ብቕልጡፍ ናብ ንቡር ብምምላስ ዓዉዲ ቱሪዝም ክነቓቓሕ ይግባእ ክብሉ ሰብ ሞያ ሓድግን ቱሪዝምን ገሊፆም፡፡ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ብዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ብዓል ሞያ ኣይተ ጌዲዮን…

ኒጀር ተለዋጢት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ኣብ ዘገልገለትሉ እዋን ንኣህጉርና ኣኹሪዓ ኢያ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኒጀር ተለዋጢት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ኣብ ዘገልገለትሉ እዋን ንዘርአየቶ መርህ፣ ጭዋነትን ሓድነትን ኣፍሪካ ማእኸል ዝገበረ ቅዋም ሃገርናን ኣህጉርናን ዘኹረዐት ብምዃና ንመንግስቲን…

ሃገራዊ ተሳትፎ ዳያስፖራ ዘጎልብቱ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተሰናዲኦም ኢዮም – ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራዊ ተሳትፎ ዳያስፖራ ዘጎልብቱ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ከምዝተሰናድኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒሰስቴር ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 100 መዓልቲታት ምክያዱ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ለውጢ ውዳበ እቲ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራልን…

ናብ ሃገር ንዘኣተዉ ዳስፖራታት ዕላዊ መርሃ ግብሪ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሃገር ንዘኣተዉ ኢትዮጵያውያን፣ ተወውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ዳስፖራታት ዕላዊ መርሃ ግብሪ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን…

ጎንፂ ሰሜን ኢትዮጵያ ጠጠው ንምባል ኣሜሪካ ስሕተታ ክትእርም ኣለዋ – ብሮንዋይን ብሩተንና ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ-ጀራልድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ኣትላንቲክ መሳርሕቲ ማእኸል ኣፍሪካ ዝኾ ብሮንዋይን ብሩተንን ኣዶ መንበር ቤት ምህርቲ ዓለም ለኸ ጉዳያት  ከምኡ እውን ፕሬፌሰር ዓለም ለኸ ድሕንነት ደሕንነት ኣን ፊትዝ-ጀራልድ ፎሬይን ኣብ መፅሄት ፖሊሲ ኣብ ዘውፀአኦ ፅሑፍ፥ ዋላኳ…

ደቂ ሃገር ምዃንኩም ክተርእዩ ንዝቐረበልኩም ፃውዒት ምላሽ ብመሃብ ናብ ሃገር ዝመፃእኹም እንኳዕ ደሓን መፃእኹም – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ደቂ ሃገር ምዃኖም ንኸርእዩ ዝቐረበሎም ፃውዒት ምላሽ ብመሃብ ናብ ሃገር ንዝመኡ ዳያስፖራ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎምም። ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ…

ብብርኪ ሃገር መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ከተማ ሰመራ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ከተማ ሰመራ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ርእሰ ምምሕዳር ክልላትን…

 “ውሳነታትና ብስምዒት ዝውሰኑ ዘይኮኑስ ዘላቒ ረብሓ ዘገናዘቡ ኢዮም!” – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሰራዊት ምክልኻል ሕዚ ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ንኽፀንሕ ዝወሰኖ ውሳነ  ብስምዒት ዘይኮኑስ ዘምፀኦ ዘላቒ ረብሓ ኣብ ግምት ዘእተወ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣማሲዮም ኣብ…

ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈፀሙ ገባናት ናይ ምፅራይ ስራሕቲ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ካብ ወፍርሒ ሰነ 2013 ዓ.ም ንደሓር ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈፀሙ ገባናት ናይ ምፅራይ ስራሕቲ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ብሚኒሰስቴር ፍትሒ ዝምርሑ ምርመራ ገበንን ናይ ምቕፃዕ ጉጅለታት ብህወሓት…