Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሂወቱ ንሃገሩ ዝሃበን ወራሪ ጉጅለ ዝመከተን ህዝቢ ዝዓነው ንብረታት ምጥያሽ ኣይስኣኖን ክብሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ክልላት ኣምሓራን ኦሮምያን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂወቱ ንሃገሩ ዝሃበን ወራሪ ጉጅለ ዝመከተን ህዝቢ ዝዓነው ንብረታት ምጥያሽ ኣይስኣኖን ክብሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ክልላት ኣምሓራን ኦሮምያን ገሊፆም። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትካላት ማይን ጥዕናን፣ ንብረታት ሕብረት ስራሕ ማሕበርን ካልኦት ትካላት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብመርበብ ሓበሬታ ዝካየድ ቀፃሊ ጉዕዞ ትምህርቲ ዝድሃበ ዓለም ለኸ ዘተ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብኣዶ መንበርነት ዝመርሐኦ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ወኪለንብኣሰናዳእነት ዱባይኣብ ዝካየድ ኣብ ቀፃሊ ጉዕዞ ትምህርቲ ዝድሃበ ዓለም ለኸ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ፀብፃብ ኣቕሪበን። አኣብ ፀብፃበን ድማ ኣብ ቀፃሊ ብሓባር ክንሰርሕ…

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲ ዝተገበሩ ዲፕሎማሲያዊ ጉዕዞታት ዕዉታት ነይሮም – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲ ዝተገበሩ ዲፕሎማሲያዊ ጉዕዞታት ዕዉታት ከምዝነበሩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን…

ኣዲስ ወግ “ህልውና ምሕላው፣ ዕቤት ምድንፋዕ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ አበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሰናደአ ኣዲስ ወግ “ህልውና ምሕላው፣ ዕቤት ምድንፋዕ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብኣቕራባይነት ሚኒስትር ኮሙዩኒኬሽን ዶክተር ለገሰ ቱሉ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣየተ ኣሕመድ ሽዴን ኣምባሳደር…

ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራን ንኸተማ ሰቆጣ ተቖፃፂሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣንፀባራቒ ዓወት ንቕድሚት እናገስገሱ ዝርከቡ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራን መብዛሕተኦም ከባቢታት ዞባ ዋግ ህምራን ዋና ከተማ እቲ ዞባ ከተማ ሰቆጣን ተቖፃፂሮም። እቲ ከባቢ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናፃ ኣብ ዝወፅኡሉ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተገዲዱ እውን እንተኾነ ስዕረቱ የኣምን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓይሊ ሜካናይዝድ ዝተደገፈ ጦሩ ጉድኣት እናብፀሐልና ስለዝኾነናብ ሕገ-መንግስታዊ ክልልና ተመሊስና ክብል ወታደራዊ ኣመራርሓ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኾነ ፃድቃን ገብረተንሳይ እቲ ጉጅለ ጎናጎኒ እውን እንተኾነ ስዕረቱ ተቐቢሉ።…

ህንፀት ሃገራዊን ሃገረ መንግስቲን ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ምይይጣት ከምዘድልዩ መንግስቲ ብፅኑዕ የኣምን – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ህንፀት ሃገራዊን ሃገረ መንግስቲን ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ምይይጣት ከምዘድልዩ መንግስቲ ብፅኑዕ ከምዝኣምን ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ ኣብ እዋናዊ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት ድጋፍ ንኽግበር ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት ድጋፍ ንኽግበር ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ፀዊዑ። ፕሬዝዳንት ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሃገር ኣመልኪቶም ንመራኸብቲ ሓፋሽ…

ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ኣብ ትካላት ዘብፀሖ ጉድኣት ታራ ዘረፋን ዕንወትን ዘይኮነስ ሃገር ንምድኻም ዝተተለመ ከምዝኾነ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራሪ ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ኣብ ትካላት ዘብፀሖ መጥቃዕቲ ታራ ዕንወት ጥራሕ ዘይኮነስ ሃገር ናይ ምድኻም ትልሚ ከምዝኾነ ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ከተማታት ኮምቦልቻን…

ጎኒ ንጎኒ ወፍሪ ህልውና ማእኸላይን ሰፊሕን ህንፀት ፕሮጀክት መስኖ ይሳለጥ ኣሎ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎኒ ንጎኒ ወፍሪ ህልውና ማእኸላይን ሰፊሕን ህንፀት ፕሮጀክት መስኖ እናተኻየዱ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂበን መግለፂ ሂበን። ኣብ…