Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ሃገረ መንግስቲን ዓሊሙ ኣብ ዝካየድ ዘተ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብንቕሓት ክሳተፍ ይግባእ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ፥ ንሓበራዊ ተዓዋትነት፣ ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ሃገረ መንግስቲን ዓሊሙ ኣብ ዝካየድ ዘተ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብንቕሓት ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መልእኽቲ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ፍልፍል…

“መን ኢዩ ምሁር?”

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 75 ዓመት በዓል ምስረትኡ ምኽኒያት ብምግባር ነበር ተምሃራይ እቲ ዩንቨርስቲ ዝኾኑ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) “ግደ ምሁራን ንሃገራዊ ምዕባለ” ብዝብል ርእሲ መፅናዕታዊ ፅሑፍ የቕርቡ ኣለዉ። ኣካዳሚያዊ…

ብሄራዊ ረብሓ ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ሃገርና ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ምረቓ ምርምርን ፖሊሲ ልምዓትን ምስረታ ማእኸልን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሎሚ…

ዘተን ልዝብን ንሃገራዊ ሓድነት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘተን ልዝብን ፀገማት ምፍታሕ ንሓድነት ዜጋታትን ንምዕባለ ሃገርን ልዑል ግደ ይፃወት ኢሎም ምሁራን ሕጊን ማሕበረሰብ ሳይንስን። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ተመራማሪ ሕጊን ፖለቲካ ሳይንስን ኣለማየሁ ገብረማሪያም (ፕ/ር)ን…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብሄራዊ ረብሓ ብምቕዳም ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምብሳር ይሰርሕ ኣሎ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብሄራዊ ረብሓ ብምቕዳም ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምብሳር ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሙያን ፌደራል ብሓባር ንምስራሕ…

ኣብ ጉዳይ በሪ ባሕሪ ኩሉ ብሓባር ጠጠው ክብል ይግባእ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉዳይ በሪ ባሕሪ ኩሉ ብሓባር ጠጠው ክብል ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየሶ 6ይ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝቐረበሎም…

ዲጂታል ኢትዮጵያ ምህናፅ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ልዑል ጠመተ ካብ መንጎ ዝተውሃቦም ጉዳያት ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ወሰንቲ ኢዮም ብምባል ካብ መንጎ ዝቐረፆም ትልምታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ምህናፅ ልዑል ጠመተ ዝተውሃቦ ጉዳይ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መልእኽቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ዲጂታል…

ወፃኢ ንግዲ ምዕባይ፣ ተካእቲ ፍርያታትን መፍረያይነት ምውሳኽን ቀንዲ ትኹት መንግስቲ ኮይም ክቕሉ ኢዮም – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመመሓየሺ ኢኮኖሚ ንዝተረኸቡ ዓወታት ዘላቕነት ንኽህልዎም ወፃኢ ንግዲ ምዕባይ፣ ተካእቲ ፍርያታትን መፍረያይነት ምውሳኽን ቀንዲ ትኹት መንግስቲ ኮይም ክቕሉ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ‘ካብ ኢኮኖሚ ስብራት ናብ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ቻይና ምክያድ ኣብ ዝጀመረ ቡን ኢትዮጵያ ናይ ምፍላጥ ኮንፈረንስ ኣመልኪቶም ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ

እቲ ኮንፈረንስ መንፈስ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ቻይናን ዘንፀባርቕ ኢዩ - ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ቻይና እናተኻየደ ዝርከብ ኮንፈረንስ ምትሕብባር ንግዲ ቡን ቻይና-ኢትዮጵያ መንፈስ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት…