ሓድነት ንሓበራዊ ድሕንነት፣ ናጥነትን ምዕባለን ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓድነት ንሓበራዊ ድሕንነት፣ ናጥነትን ምዕባለን ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፡፡
መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ስርዓት ሓለዋ…