Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ጥምረት ሓይሊተታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ንከተማ ወልዲያ ሓዊሱ ከባቢታት ሰሜን ወሎ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ

ሰበር ዜና ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ሓይሊተታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ንከተማ ወልዲያ ሓዊሱ ከተማታት ሃራ፣ ሳንቃ፣ ሲሪንቃን ቆቦን ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ። ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከምዝሓበሮ፥ ጥምረት ሓይሊተታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ብወፍሪ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት…

ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተወሰነ ውሳነ ኢትዮጵያ ኣይትቕበሎን ንተፈፃምነቱ እውን ኣይትተሓባበርን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተወሰነ ውሳነ ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎን ንተፈፃምነቱ ከምዘይትተሓባበርን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ እዋናዊ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉባኤ ምሕዝነት ቱርኪ ኣፍሪካ እናተሳተፉ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ ኣብ ቱርኪ ኢስታንቡል ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ። ካብ 30 ዝበልፁ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብቲ ጉባኤ ተረኺቦም ይሳተፉ ኣለዉ። ቱርኪ ምስ…

ጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ኢትዮጵያ መርሳን ጊራናን ብምቁፅፃር ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ኢትዮጵያ መርሳን ጊራናን ብምቁፅፃር ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ። ጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ግምባር ቆቦ ቅድም ኢሉ በረኽቲ ቦታታት ዞብል ተቖፃፂሩ ዝነበረ እንትኸውን፥ ኣድማስ…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ 3ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ 3ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ተሳቲፎም። ርክብ ቱርኪ ኣፍሪካ ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነት፣ ምክብባርን ምትእምማንን ዝተመርኮሰን እናዓበየ ዝመፅአን ርክብ ቱርኪ ኣፍሪካ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉባኤ ቱርክ ኣፍሪካ ንምስታፍ ኢስታንቡል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ቱርኪ ኢስታንቡል ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ ቱርኪ ኣምሪሖም ዘለዉ፥ ኣብ ሰሳልሳይ ጉባኤ ቱርኪ ኣፍሪካ ንምስታፍ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢስታንቡል እንትበፅሑ…

ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኣንጎላ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኮትዲቯ ዝነበረን ፃንሒት ዛዚመን ናብ ኣንጎላ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዝህልወን ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ጆ ማኑዌል ሎሬንሶ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምኡ እው እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣክንውሚ ኣዲሲና ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፕሮጀክታት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ቀፃሊ ዝኾነሉ ዝለዓለ ግደ ትኽረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ፥ እዋኑ እዋን በዓላት ከምዝኾነ ብምሕባር ኣብ ኢትዮጵያ…

ኢትዮጵያ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ዝፀወዖ ኣኼባ ዝመሓላለፉ ውሳነታት ከምዘይትቕበል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሎሚ መዓልቲ ዓርቢ ክካየድ ኣብ ዝፀወዖ ፍሉይ ኣኼባ ከምዘይቕበሎን ኣብቲ ኣኼባ ዝመሓላለፉ ውሳነታት ኣብ ኢትዮጵያ ተፈፀምቲ ከምዘይኾኑን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምስ ኩነታት ሰበኣዊ…