ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕፁያት ኣባላት መፃረዪ ጉባኤ ሕገ-መንግስቲ ንምሻም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁያት ኣባላት መፃረዪ ጉባኤ ሕገ-መንግስቲ ንምሻም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ፀዲቑ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ እናካየደ ይርከብ። ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ብኣቕራብነት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብፕሬዚዳንት እቲ ሪፐብሊክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቐማጥነቶም ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ልዝብ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ጎረቤት ሃገራትን ጉዳያት ኢጋድን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውልን ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካላት ኣይተ ዮሴፍ ካሳዬን ተቐማጥነቶም ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ልዝብ ኣካይዶም። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኽብሪ ሃገር እናተገበረ ዝርከብ ተጋድሎ ዳግማዊ ዓድዋ ንምምዝጋብ ዝተዳለወ ትውልዲ ምህላዉ ዘርኢ ኢዩ – ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላት ኦሮሚያን… Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላውነትን ክብሪን ኢትዮጵያን ንምሕላው እናተገበረ ዝርከብ ተጋድሎ ዳግማዊ ዓድዋ ንምምዝጋብ ዝተዳለወ ትውልዲ ምህላዉ ዘርኢ ኢዩ ክብሉ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ገሊፆም። ዕላማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ እዋናዊ ሃገራውን ክልላውን ጉዳያት ይዝትዩ ኣለው Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ክልል ሲዳማን ኣብ እዋናዊ ሃገራውን ክልላውን ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ ከተማ ቦንጋ ይዝትዩ ኣለው። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ መድርኽ ዘተ÷ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ፍሉይ ኣኼባ ምፅውዑ እቲ ትካል ዘይሻራዊ ካብ ምዃኑ ሓሊፉ መፈፀሚ ፖለቲካዊ ድሌት ከምዝኾነ ዘመላኽት ኢዩ… Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ፍሉይ ኣኼባ ምፅውዑ እቲ ትካል ኣብ ሻራዊነቱ ብዙሕ ሕቶ ዘልዕል ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። የመንግስት ኮሙኒኬሽን አገልግሎት ሚኒስትር ዴኤታ አቶ ከበደ…
Uncategorized ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ሓደጋታት ንምፅዋርን ምላሽ ንመሃብን ዘኽእል ምድላው ተዛዚሙ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ወራሪ ፀላኢ እናወሰዶ ምስ ዝርከብ ዝተጠናኸረ ናይ መጥቃዕቲ ስጉምቲ ጎና ጎድኒ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ሓደጋታት ንምፅዋርን ምላሽ ንመሃብን ዘኽእል ምድላው ከምዝተዛዘመ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግሰታት ሓደሓደ ሃገራት ከም መፈፀሚ ፖለቲካዊ ዛዕባአን ምጥቃመን ከምዘሕዘና ኢትዮጵያ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግሰታት ሓደሓደ ሃገራት ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ናይ ባዕለን ፖለቲካዊ ዛዕባ ንምሱጋም እናተጠቐማሉ ኢየን ክብል” ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እዚ ኩነታት ኣዚዩ ከምዘሕዘኖ እውን እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ግምባር ዘመዝገቡዎ ዓወት ንኢዶም Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓውደ ኲናት ዘሚቶም ኣመራርሓ ብመሃብ ንዘመዝገቡዎ ዓወት ልዑል ናእድኡ ገሊፁ። እቲ ሕብረት፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ኣቢቹ ኣባ መላ” ዝብል ስያሜ ሂቡ፡፡ ብኻሊእ መዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ትካላት ህወሓት ዝፈፀሞም ሰብኣዊ መሰል ጥሕሰታት ቁሳዊ ዕንወታትን ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ምዕዛብ ከምዝኽእሉ መንግስቲ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞም ሰብኣዊ መሰል ጥሕሰታትን ቁሳዊ ዕንወታትን ዓለም ለኸ ትካላት ተኻታዕቲ ሰብኣዊ መሰል ንምፍላጥ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጭናን ቆቦን ንንፁሃን ወገናት ብጅምላ ምጨፍጫፉ ሂዩማን ራይትስ ዎች ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወሪሩ ሒዝዎም ዝነበረ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ከባቢታት ጭናን ቆቦን ዝርከቡ ንፁሃን ወገናት ብጅምላ ምጨፍጫፉ ሂዩማን ራይትስ ዎች ገሊፁ። እቲ ትካል ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ ሪፖርት÷ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ከም ኣቆፃፅራ…