ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላኢ ብደምናን ኣዕፅምትናን ቀቢርና ክብሪ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ሰሜን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግኣሉ ቀዳማይ ዓመት ሎሚ መዓልቲ ይዝከር ኣሎ። ኣብ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ 24 ጥቅምቲ ንኢትዮጵያ ክብሉ ሰፈሮመን ቤተሰቦምን ብምሕዳግ ሃገሮም ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓዲ ቡኽራይ ማእኸል መሰልጠኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ዓዲ ሃገራይ ዝርከብ ዓዲ ቡኽራይ ማእኸል መሰልጠኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ማእኸል መሰልጠኒ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንተግባር ግብረ ራዕዲ ዝመልመሎም ብዙሓት ዕጡቓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ ጨፍጫፍ ኣይንርስዖን-ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ ጨፍጫፍን ክሕደትን ፈፂምና ኣይንርስዖን ክብል ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ገሊፁ። ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብሪ ንኢትዮጵያ ክብሉ ንዝተሰውኡ ጀጋኑና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ርሑቕ እንተተረሰዐ እኳ ዓሚ 24 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻል ዝተፈፀመ ግፍዒ ታሪኽ ፈፂሙ ዝርስዕ ኣይኮነን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ሰሜን ብህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግአሉ ቀዳማይ ዓመት ይዝከር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግአሉ ቀዳማይ ዓመት ይዝከር ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተረኺቦም፡፡ ከባቢኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕንቅፋትን ፈተናታትን ኣተዓናቒፎም ኣየትርፉናን – ቀ /ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፍፃመ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ብልፅግና ኢትዮጵያን ክነበስር ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እኳደኣስ መሰጋገርቲ ድልድል ኮይኖም ከገልግሉና ኢኦም። ኣብ ዓለምና ቁልፊ ርካቦት ዝተረኸቡ፣ ዘገርሙ ቴክኖሎጂታት ዝተሰርሐን ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 5/2014 Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣብ ህልውና ሃገርን ሉኣላዊነትን ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መንግስቲ ህልውና ሃገር፣ ሉኣላዊነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ካብ ውሽጢ ይኹ ናይ ወፃኢ ፀላእቲ ናይ ምሕላው ሕጋዊ ይኹን ሞራላዊ ሓላፍነትን ግቡእ ከምዘለዎ ብምግንዛብ፤ ምንቅስቓስ ግበረ ራዕዲ ህወሓትን ራዕዳውያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መላእ ሃገር ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መላእ ሃገር ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ:: ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዴዎን ጢሞቴዎስ መግለፂ እናሃቡ ይርከቡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ! መከላከያ ይደግፉ/ፋ! እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝፈታተኑ ጉዳያት ዘየዳግም ሕጋዊ ስጉምቲ ምውሳድ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝፈታተኑ ጉዳያት ዘየዳግም ሕጋዊ ስጉምቲ ምውሳድ ከምዝጀመረ ናይ ሓባር ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀጥታን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ምሕላው ብዝምልከት እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግንባር ወሎ ኣብ ዝነበረ ውግእ ኢትዮጵያውያን ዘይኮኑ ሓይሊታት ምስታፎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣረጋጊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግንባር ወሎ ኣብ ዝነበረ ውግእ ኢትዮጵያውያን ዘይኮኑ ሓይሊታት ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስታፎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣረጋጊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂቦም።…