ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል “ሕውነታዊነት ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብዚ ሕዚ ሰዓት እውን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቀ/ሚ ኣቢይ ዝምራሕ ናይ ወገን ጦር ትማሊ ዘመዝገቦ ዓወት ነቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ከምዘፈራረሶ ተገሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ናይ ወገን ጦር ትማሊ ዘመዝገቦ ዓወት ነቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ከምዘፈራረሶ ተገሊጡ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰስትር ከምዘፍለጦ÷ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ቅድሚ ሓደ ሰሙን 12 ዝኾኑ ወታደራዊ መራሕቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ እናተጎናፀፈቶ ትርከብ ዓወት ውሽጣዊን ደጋዊን ፀላእታ ናይ ሕፍረት ካባ ክጉልበቡ ከምዝገበረ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላት ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናተጎናፀፈቶ ትርከብ ዓወት ውሽጣዊን ደጋዊን ፀላእታ ናይ ሕፍረት ካባ ክጉልበቡ ከምዝገበረ ምክትል ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ገሊፆም። እቶም ምክትል ርእሳነ ምምሕዳር ኣብ ቀጥታ ፈነወ ፋና ቴሌቪዥን መደብ “ስለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጅምላ ቅትለት ፈፂሙ ኢዩ – ቢለኔ ስዩም Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጅምላ ቅትለት ከምዝፈፀመ ሓላፊት ርክብ ህዝቢ ዓለምን ዘፈር ሚዲያን ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢለኔ ስዩም ገሊፀን። እተን ሓላፊት ንመራኸብቲ ሓፋሽ ወፃኢ ኣብ ዝሃበኦ መብርሂ፥ ህወሓት ኣብ ክልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪኻዊት ከተማ ደሴን ኮሪደር ንግድን ኢንዱስትሪን ዝኾነት ከተማ ኮምቦልቻን ብጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ናፃ ወፂአን Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ታሪኻዊት ከተማ ደሴን ኮሪደር ንግድን ኢንዱስትሪን ዝኾነት ከተማ ኮምቦልቻን ብጥምረት ጀጋኑ ሓይሊታት ፀፅታ ናፃ ወፂአን። ብኽቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ጥምረት ሓይልታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ካብ ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ምእካብ ዝራእቲ ንዝተዋፈሩ ተምሃሮን መምህራንን ናእደኦም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብዚ ሰሙን ዝራእቲ ንምእካብ ንዝተዋፈሩ ተምሃሮን መምህራንን 2ይ ብርኪ ትምህርቲ ዘለዎም ናእዳ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ሰሙን ዝባፅሑ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ጎኒ ህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ጠጠው ክብል ይግባእ – ቢለኔ ስዩም Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬስ ሴክሬታሪ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢለኔ ስዩም ምስ ፎክስ ኒውስ ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒትግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢኮኖሚኡ፣ ፖለቲክኡን ሓይሊ ምክልኻልን ተቖፃፂሩ ዝፀንሐ ኣምባገነንን ጨፍጫፊን ጉጅለ ከምዝነበረ ገሊፀን። እቲ ጉጅለ ብህዝባዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሸናን ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣንፆኪያን ዜጋታት ብጅምላ ጨፍጪፉ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሸናን ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣንፆኪያን ዜጋታት ብጅምላ ከምዝጨፍጨፈ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቶም መጥቃዕቲታት ትኽክለኛ መንነት እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ዝገለፀ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓይሊ ፀላኢ ኢዱ ንኽህብ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ስዒቡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢዶም ይህቡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓይሊ ፀላኢ ኢዱ ንኽህብ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ስዒቡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢዶም ይህቡ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ኣቕኒዖም ጦር ወገን ንምምራሕ ካብ ዝጀመሩሉ እዋን ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፈሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝተዛበዐ ፀብፃብ ምውፀኦም ቀፂሎም Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፈሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝተዛበዐ ፀብፃብ ምውፀኦም ቀፂሎም። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ባይታ…