ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድ ንቀ/ሚ ኣቢይ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድ ቡር ጋይ ፓርሜሊን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብምምራፆም ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ታሕጓስ፥ ኣብ ቀፃሊ ክልቲአን ሃገራት በዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴሪኢ ንምውሳን ዝተጣየሸ መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴሪኢ ንምውሳን ብመሰረት ዝወፅአ ኣዋጅ ቁፅሪ 1231/2013 ዝተጣየሸ መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 2 ሚሊየን ብር ካብ ባንኪ ዝዘረፉ ሰለስተ ተጠርጠርቲ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 2 ሚሊየን ብር ካብ ባንኪ ዝዘረፉ ሰለስተ ተጠርጠርቲ እቲ ገበን ምስ ፈፀሙ ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰዓታት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ልዕሊ እቶም ተጠርጠርቲ ምርመራ ይግበር ከምዘሎ እውን ተገሊፁ። ዝተወደቡ ዘረፍቲ 17…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ፒተር ሞረር ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ህፁፅ ሓገዝ ኣብ ዘድልዮም ዜጋታት ኣድሂቦም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት ጽሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጓማ ልዑል ድምፂ እንተውፂኡ እናነፈሰ ከምዝኾነ ምልክት ኢዩ! – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝምራሕ ናይ ወገን ጦርን ብዘይተቛረፀ ደጀንነት ህዝቢን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ግምባራት ኩታበር፣ ተሁለደሬ፣ ወረባቦን ጭፍራን ስጉምቲ ፀረ ምጥቃዕ ከምዝወሰደ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሙዩኒኬሽን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መቐለ ዝርከብ ካልኣይ ክፍሊ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሎሚ መዓልቲ ብኣየር ተወቒዑ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መቐለ ኣብ ዝርከብ ካልኣይ ክፍሊ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሎሚ መዓልቲ ብኣየር ወቒዑዎ። እቲ ትካል ህወሓት ወታደራዊ መሳርሒታት ዝፅግነሉ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስግግር ሱዳን ንኽዕወት ኢትዮጵያ እናሰጎመቶ ዝነበረት ቅዋም ኣጠናኺ ክትቅፅል ኢያ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሳምንታዊ መግለፂ ሂቦም፡፡ እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ መግለፂኦም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሱዳንን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሳለጡ ስራሕቲ ዲፕሎማሲን ዝምልከት መብርሂ ሂቦም። ምስ ሱዳን…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ዘለዋ ተረባሕነት ንክትቅፅል ኤምባሲ ኣሜሪካ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ዘለዋ ተረባሕነት ንክትቅፅል ኤምባሲ ኣሜሪካ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ። ኮምሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ላዕለዋይ በዓል ሞያ ንግዲ ኤምባሲ ኣሜሪካ ያሱኢ ፓይ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሴፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም። ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ኣብ መግለፂ ሓጎሶም፥ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም ዝተሰመዖም ደስታ ገሊፆም። ኣብ ቀፃሊ ድማ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳናውያን ፀገሞም ብናይ ባዕሎም ዓቕሚ ናይ ምፍታሕ ክእለት ኣለዎም ኢልና ነኣምን ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳናውያን ፀገሞም ብናይ ባዕሎም ዓቕሚ ናይ ምፍታሕ ክእለት ኣለዎም ኢሎም ከምዝኣምኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ብቋንቋ ዓረብ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ህዝቢን…