ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብኹሉ ዓውዲ ተሓባቢሩ እንትለዓል ውፅኢቱ ዓወት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2021 0 ኣዲስ፣ ኣበባ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ወገን ጦር ብኹሎም ግምባራት እናመዝገቦ ንዘሎ ዓወት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ መልእኽቶም ድማ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብኹሉ ዓውዲ ተሓባቢሩ እነትለዓል ውፅኢቱ ዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ጋሸና ጥምር ሓይሊ ወገን ኣርቢት፣ ጋሸናን ካልኦትን ከባቢታት ናፃ ኣውፂኡ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2021 0 ሰበር ዜና ኣዲስ፣ ኣበባ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ጋሸና ጥምር ሓይሊ ወገን ኣርቢት፣ ጋሸናን ካልኦትን ከባቢታት ናፃ ኣውፂኡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2021 0 ኣዲስ ፣ኣበባ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ግምባር ኮይኖም ዝመርሑዎ ወፍሪ ህልውና ልዑል ዓወት ይምዝገቦ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ግምባር ኮይኖም ዝመርሑዎ ወፍሪ ህልውና ልዑል ዓወት እናተመዝገቦ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ። ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ተሳትፎ ወፍሪ ህልውና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተመሓላለፈ መተሓሳሰቢ Gebremariam Weldegerima Nov 30, 2021 0 ኣብ ሰሜን ሸዋ፤ ደቡብ ወሎን፤ ዞባታት ብሄረሰብ ኦሮሞ ኣብ ከባቢታት ሰሜን ወሎ እትርከቡ ኩሉኹም ሀ/ ንዕጡቓት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስ ካልኦት ሓይልታት ፀጥታ ብዝገበርዎ ልዑል መጥቃዕቲ ፀላኢ ናብ ዝኣትዎ ስኢኑ ኣብ ቅልውላው ይርከብ። ዝከአሎ ጉሒሉ፤ ዘይከኣሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላኢ ተሳዒሩ እዩ፤ ቀፃሊ ስራሕትና ንፀላኢ ምብታንን ምድምሳስን እዩ ዝኸውን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Nov 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ፀላኢ ተሳዒሩ እዩ፤ ቀፃሊ ስራሕትና ንፀላኢ ምብታንን ምድምሳስን እዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ሐዚ ዘጋጠመና ፀላኢ ዝዘርፍ፣ ዝሰርቕ፣ ዝደፍር፣ ንደቂኣንስትዮ ክብሪ ዘየብሉን ገዛእ-ርእሱ ኣዋሪዱ ንዓና እውን ከዋርድ ዝደሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጉጅለ ህወሓት ዝተሰለፉ ኩሎም ኢዶም ብሰላም ንክህቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Nov 30, 2021 0 ሰበር ዜና! ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር 2014 ዓ.ም፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ህወሓት ዝተሰለፉ ኩሎም ኢዶም ብሰላም ንክህቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ኣብ ግንባር ተረኺቦም ኣብቲ ናይ ፈለማ ግንባር ናይ መወዳእታ ዕድል ዝፈተንዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከምዘይምልከት እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ዘመሓላለፎ መምርሒ ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ዝተነበረ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከምዘይምልከት ኣፍሊጡ። ንኹሎም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከምዘይምልከት ተፈሊጡ፤ ኢንዱስትሪታት ካብ ወትሩ ዝተፈለየ ኣድላዪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ዝፈፀሙ ኣካላት ብሕጊ ተሓተትቲ ንምግባር ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ካፋል ኢትዮጵያ ዝተፈፀመ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ኣመልኪቱ ጥፍኣተኛታት ብሕጊ ተሓተትቲ ንምግባርን ተጎዳእቲ መሊስካ ንምጥያሽን ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕ ጀሚሩ። እቲ ግብረ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላኢ ሒዙዎም ኣብ ዝነበሩ ከባቢታት ልዑል ዕንወት ኣብፂሑ ኢዩ – ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላኢ ሒዙዎም ኣብ ዝነበሩ ከባቢታት ልዑል ዕንወት ከምዘብፀሐ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሚዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ ልዕሊ ስነ-ኣእምሮ ማሕበረሰብ ፅንቶ ንምሕዳር ኮነ…