Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ማምታ ሙርቲ ኣብ ዓውዲ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘተኦም ኢትዮጵያ ንፅሬት ትምህርቲ፣ ሓለዋ ጥዕና፣ ሞት…

ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ማሕበራዊ…

ኢሬቻ ምብራኽ ሃገር ዝድግፍ ክብረ በዓል ኦሮሞ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢሬቻ ምብራኽ ሃገር ዝድግፍ ክብረ በዓል ኦሮሞ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ፅባሕ ኣብ ሆረ ፊንፊኔ ከምኡ እውን ድሕሪ ፅባሕ ሰንበት ኣብ ሆረ ሃርሰዴ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ኣመልኪቶም…

ኢሬቻ ሰላም፣ ምስጋናን ሕብረትን ዝፀንዐሉ በዓል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኢሬቻ ሰላም፣ ምስጋናን ሕብረትን ዝፀንዐሉ በዓል ኢዩ ኢሎም። 7ይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ኣዳራሽ ሆረ ሃርሴዴ "ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣብ…

መንግስቲ ቃል ብተግባር ብምግላፅ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ እናዕወተ ይርከብ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ቃል ብተግባር ብምግላፅ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ እናዕወተ ይርከብ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ ሙሉእ መልእኽቲ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- መንግስቲ ቃል ብተግባር ብምግላፅ ጉዕዞ ብራኸ…

ሕድሕድ ዕላማ ዓወት ብርኸ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕድሕድ ዕላማ ዓወት ተደሚሩ ብርኸ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እምነ ኩርናዕ ፋብሪካ መዳበርያ ዩርያን መፃረዪ ነዳዲ ጎዴን ስዒቡ ኣብ…

ኣብ ዓመት 111 ሚሊየን ሊትሮ ምፍራይ ዝኽእል ቀዳማይ ዙር ምርቓት ፕሮጀክት ተፈጥሮ ጋዝ ሓምለዋይ ፈሳሲ ኣካይድና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ካሉብ ኣብ ዓመት 111 ሚሊየን ሊትሮ ምፍራይ ዝኽእል ቀዳማይ ዙር ምርቓት ፕሮጀክት ተፈጥሮ ጋዝ ሓምለዋይ ፈሳሲ ኣካይድና ኣለና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

ልምዓት ኮሪደር ሜላ ኣነባብራ ኣብ ምምሕያሽ ዘሎዎ ግደ ልዑል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ንዜጋታት ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣር፣ ቱሪዝም ኣብ ምንቕቃሕን ሜላ ኣነባብራ ነበርቲ ኣብ ምምሕያሽ ዘረጋግፆ ዘሎ ግደ ልዑል ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ጅግጅጋ…

ብሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዝነኣዱ ኢዮም – ባንኪ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናተግበረቶ ትርከብ ሪፎርም ኢኮኖሚ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዝድነቑ ኢም ኢሎም ኣብ ባንኪ ዓለም ዓለም ምክትል ፕሬዚዳንት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንዲያሜ ዲዮፕ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ዋና ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ እዮብ ተካልኝ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ን ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ናብ ክልል ሶማል ከተማ ጅግጅጋ ኣትዮም። ኣብቲ ዑደቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስትን ሓላፊ ማእኸል…