Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

“ገ እናበሉኻ ዶ ትጋገ! ይብሉ ወለዲ”፤ እምቢታ ሰላም፣ ራህዋን ቅሳነትን መሰረት ውድቀት እዩ-ዶ/ር ኣብርሃም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ገ እናበሉኻ ዶ ትጋገ! ይብሉ ወለዲ"፤ እምቢታ ሰላም፣ ራህዋን ቅሳነትን መሰረት ውድቀት እዩ ክብሉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ ማሕበረታዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም…

ብቖራፅነት ፅኑዓት ዝኾኑ መናእሰይ ብምርካበይ ደስ ኢሉኒ -ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምንም ዓይነት ዕንቅፋት እንተጋጠማ እውን ብቖራፅነት ዝፀንዑ ከምዚ ዝበሉ መናእሰይ ብምርካበይ ደስ ኢሉኒ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ከምዝበልዎ፥ “ምፍፃም እኽእል ኢየ” ዝብል ዓወት…

ኣብ ክልል ዓፋር ካሊጎማ ሓገዝ እኽሊ ናብ ቦትኡ ምንቅስቓስ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ካሊጎማ ኣሸባሪ ህወሓት ዘስዓቦ ቀውሲ ዝተልዓለ ካብ መረበቶም ንዝተፈናቐሉ ሰባት ዝኸውን ሓገዝ እኽሊ ናብ ቦትኡ ምንቅስቓስ ምጅማሩ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘዉዴ ምስ ተፀዋዒ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፈንድ ልምዓት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘዉዴ ምስ ተፀዋዒ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፈንድ ልምዓት ኣብ ኢትዮጵያ ማዊራ ቺቲማን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ እቲ ተፀዋዒ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ እናካየዶ ብዛዕባ ዝርከብ ሰፊሕ ስራሕቲ ምጥንኻር ዘበናዊ ሕርሻ ዝምልከት ገለፃ…

ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ ኣትሌታት ናይ እንኳ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ኣትሌታት ናይ እንኳ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ውድድር ብፍላይ ኣብ ነዊሕ ርሕቐት ጉያ ተሳቲፎም ዝከኣሎም ብግባር ወርቂ ሓዊሱ ሜዳሊያ ክርከብ…

ሓገዝ ምግቢ ሒዘን ናብ መቐለ ዝኣተዋ ቁፅሪ ፅዕነት መኻይን 277 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓገዝ ምግቢ ሒዘን ናብ መቐለ ዝኣተዋ ቁፅሪ ፅዕነት መኻይን 277 ከምዝበጽሐ መፃሪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና …

ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዝተመሓላለፈ መልእኽቲን ሃገራዊ ፃውዒትን!

ሃገርና ኢትዮጵያ ኣብ ዘበናት ዘጋጠሙዋ ፈተናታትን ዝገጠሙዋ ሓይሊታት ክፍኣትን ኩሎም ስዒራ ብምልዓል ተሓፊራን ተኸቢራን ናፅነታ ሓሊያ ነይራ ኢያ። ጀጋኑ ኣዶታትናን ኣቦታትናን ናይ ወፃ ወረርቲ ሓይሊታት ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ውሽጢ ባንዳታት ብምምብርካኽ ናይ ሎሚ ኢትዮጵያ ብነብሶም ተወራሪዶም ንዓና…

ኢትዮጵያ ብፃዕሪ ደቃ ተሓፊራን ተኸቢራን ንዘላለም ክትነብር ኢያ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብፃዕሪ ደቃ ተሓፊራን ተኸቢራን ንዘላለም ክትነብር ኢያ ክብሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም  ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሸባሪ ጉጅለ ትህነግ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ…

ጁንታ መናእሰይና ብስናይፐር ቀቲሉልና እዩ እሞ እዚ ተግባሩ ንክደግም ኣይንፈቅድን-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ መናእሰይና ብስናይፐር ቀቲሉልና፣ ዘሪፉና መቓቒሉና እዩ እሞ እዚ ተግባሩ ንክደግም ኣይንፈቅድን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም። ኣብ መስቀል ኣደባባይ ኣብዝተኻየደ  ሰልፊ መደረ ዝገበሩ እቶም  ርእሰ ምምሕዳር…

ኢትዮጵያውያን ብድምፆም ዝመረፅዎ መንግስቲ እንበር ባምቡላ መንግስቲ ኣይንደልን- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 2፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ብድምፆም ዝመረፅዎ መንግስቲ እንበር ባምቡላ መንግስቲ ኣይንደልን ክብላ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንምውጋዝን ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍን ኣብ…