Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

“የመደመር መንግስት” ብልፅግና ኢትዮጵያ ትምኒት ጥራይ ዘይኮነስ ከምዝክኣል ዘርኣየ እዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) “የመደመር መንግስት” ብልፅግና ኢትዮጵያ ትምኒት ጥራይ ዘይኮነስ ከምዝክኣል ዘርኣየ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስነ-ስርዓት ምረቓ መፅሓፍ “የመደመር መንግስት” ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷…

መፅሓፍ “የመደመር መንግስት” ንፀገማት ኢትዮጵያ መፍትሒ ዘመልከተ ኢዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መፅሓፍ “የመደመር መንግስት” ንፀገማት ኢትዮጵያ ብዕምቆት ዝዳህሰሰን መፍትሒ ዘመልከተ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡፡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ…

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መግለፂ ፓን ኣፍሪካ ዝኾነ ሃገራዊ ትካል እዩ – ኣይተ መስፍን ጣሰው

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ብሓቂ መግለፂ ፓን ኣፍሪካ ዝኾነ ትካል ኣቪየሽን እዩ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው። እቲ መንገዲ ኣየር ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ፣ ዓለምለኸ መዳርግቲ ኣካላት፣ መሓዙትን ዲፕሎማሰኛታትን…

ፀላእትና ዝጠጅእዎ ጥሒስናን በቲኽናን ብሓድነት ተሰሊፍና-ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብ ከተማ ባህርዳር ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ኣብቲ ሰልፊ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ኢትዮጵያ ሃገርና ኣብ ምዕራፍ ልምዓት ኢያ ዘላ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ጅማሮ ምዓበለ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ስዒቡ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምምራቑ ምኽንያት ብምግባር ህዝባዊ ሰልፊታት ይሳለጡ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምምራቑ ስዑቡ ‘ብሕብረት ክኢልና’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ሰልፊ ካብ ንግሆ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ባህርዳር፣ ጎንደር፣ ደሴ፣ ደብረብርሃን፣ ደብረ ማርቆስ፣…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዱሽ ምስ ዝተመረፁ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዘቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሃገራዊ ምርጫ መጅሊስ ዕዉት…

ጉዳይ ዘለዎም ሰባት ኣብ ዘለዉዎ ኣገልግሎት መጋባእያ ዝረኽቡሉ ዲጅታል ኣሰራርሓ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዳይ ዘለዎም ሰባት ኣብ ዘለዉዎ ኣገልግሎት መጋባእያ ዝረኽቡሉ ዲጅታል ኣሰራርሓ ኣብዚ ወርሒ ኣብ ሰበር ሰማዒ መጋባእያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ክጅመር ኢዩ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምክትል ፕሬዚዳንት መጋባእያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ዳኛ…

ተፈተንቲ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ውፅኢት ዝረኽቡሎም ኣድራሻታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈተንቲ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ውፅኢት ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዝረኽቡሎም ኣድራሻታት ዕላዊ ኮይኖም፡፡ ብመሰረት እዚ ተፈተንቲ ብዝስዕቡ ኣድራሻታት ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ውፅኢቶም ክርእዩ ይኽእሉ፡፡ ዌብ ሳይትን ቴሌግራምን ኣድራሻ…