ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርእሰ ዓቕሚ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዘምህር ግድብ ህዳሰ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሱሌይማን ደደፎ ኣብ ድሮ ምረቓ ዝርከብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብርእሰ ዓቕሚ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዘምህር ዓብዪ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም። ኣምባሳደር ሱሌይማን ምስ ዩኒቨርሳል ቲቪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣህጉራዊ ምትእስሳር ጋህዲ ንምግባር ግደ ሚዲያታት ልዑል ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣህጉራዊ ምትእስሳር ጋህዲ ንምግባር ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎም ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። መበል 15 ጉባኤ ማሕበር ኮሙኒኬሸን ምብራቕ ኣፍሪካ "ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ንምትእስሳር ኣፍሪካ"…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቀፀልቲ ፕሮጀክታት ልምዓት መንፈስ ዓርሰ እምነት ዝፈጥር ግድብ ህዳሰ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተረኸበ ውፅኢት ኣብ ቀፃሊ ንዝውገኑ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ልምዓት ዓርሰ ምትእምማን ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ምሁራን። እቶም ምሁራን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን እከምዝበሉዎ፤ እቲ ግድብ ዝርከበሉ ምዕራፍ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሎምቢያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከፊታ mizan mekonen Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሎምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከፊታ። ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርኬዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚደንት ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኮሎምቢያ መሪቖም ከፊቶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ዘቲዮም Desta Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርክኬዝ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ንምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርክኬዝ ተቐቢለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ርክባት ዲፕሎማሲ ዘጠናኽሩ ኢዮም Desta Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ርክባት ዲፕሎማሲ ዘጠናኽሩ ኢዮም ኢሎም ምሁራን ፖለቲካን ዓለም ለኸ ርክባትን። ኣብ ዩንቨርስቲ ስቪል ሰርቪስ መምህርን ተመራማርን ፖለቲካል ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክባትን ሙሉጌታ ደበበ (ዶ/ር)፥ ኣብቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረተ ልምዓት መገዲ ጉዕዞ ምዕባለ ንምድጋፍ ልዑል ሓገዝ ይገብር ኣሎ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Desta Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መሰረተ ልምዓት መገዲ ጉዕዞ ብልፅግና ንምድጋፍ ልዑል ሓገዝ ይገብር ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ። ሃገራዊ ጉባኤ ዓውዲ መገዲ፥ “ብሓባር ንኢትዮጵያ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣፍሪካ ምዕባለ ዘምፅእ ስርዓት ምዘና ትምህርቲ ምዝርጋሕ ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኩለን ሃገራት ኣፍሪካ ምዕባለ ዘምፅእ ስርዓት ምዘና ትምህርቲ ምዝርጋሕ ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 41 ዓመታዊ ኮንፈረንስ ሕብረት ምዘናታት ትምህርቲ ኣፍሪካ ከምዝበሉዎ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ዝሕግዙ ሃገራዊ ክብሪታት ናብ ዕዳጋ ክመፅኡ ኣለዎም – ሙዓዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ዝሕግዙ ሃገራዊ ክብሪታት ናብ ዕዳጋ ክመፅኡ ኣለዎም ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙዓዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትውልዲ ኣብ ሓበራዊ ምኽረ ሓሳብ ንምብፃሕ ድሉው ክኸውን ኣለዎ – ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትውልዲ ንምዝርራብን ኣብ ሓበራዊ ምኽረ ሓሳብ ንምብፃሕም ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ድሉው ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)። እቶም ዋና ኮሚሽነር ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…