Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያ ናብ ዘበናዊነትን ምእባለን ንእትገብሮ ጉዕዞ ሓደ ዝላ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምጅማር ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ  የቢሾፍቱ ዓለም አቀፍ አውሮፕላን ማረፊያ ግንባታ መጀመር ኢትዮጵያ ናብ ዘበናዊነትን ምእባለን ንእትገብሮ ጉዕዞ ሓደ ዝላ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ስራሕቲ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ስራሕቲ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣጀሚሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ÷ ቅልጡፍ ዕቤት ትራንስፖርት ኣየር ኢትዮጰያ እናሰፍሐ ዝመፅአ ዓለም ለኸ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ስትራቴጂያዊ ምሕዝነተን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ኩለመዳይ ምትሕብባረን ንምድንፋዕ ብምዕባይ ስትራቴጂያዊ ምሕዝነተን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምስግጋር ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከመዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያን ቻይናን ንዓሰርተታት ዓመታት ዝዘለቐ ጥንኩር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢሎም፡፡ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዘመላኸቶ፤ እቲ…

በዓል ልደት ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዝተፈላለያ ክፋላት ዓለም ብዝተላለዩ መደባት ትማሊ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ በዓል ልደት ናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ልደት ብምሕሳብ ዝኽበር እንትኸውን÷ እቲ በዓል ኣብ ወርሒ ታሕሳስ መበል 29 መዓልቲ ክኽበር ኢዩ።…

ቅድመ ስሩዕ ትምህርቲ ንዝቕፅል ሓይሊ ሰብ ዘጠናኽር ኢዩ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅድመ ስሩዕ ትምህርቲ ህፃናት ኣብቲ ዓውዲ ዝተወሰደ ንኢትዮጵያ ወሳኒ ቁልፊ መስተኻኸሊ ስጉምቲ ኢዩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፡፡ ቅድመ ስሩዕ ትምህርቲ ህፃናት ኣብ ትምህርቶምን ህይወቶምን ዕዉታት ንኽኾኑ ዘድልዮም ክእለትን ፍልጠትን…

መንፈሳዊ ምርኢት ዝማሬ ኣእላፋት ዘደንቕ ነይሩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሮ በዓል ልደት ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝቐረበ መንፈሳዊ ምርኢት ዝማሬ ኣእላፋት ዘደንቕ ነይሩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷…

ኢትዮጵያዊያን ‘ሆኪ‘ ከምዝፃወቱፃፈልጡ ይኾኑ ዶ?

ፀወታ ልድት (የገና ጨዋታ) 29 ታሕሳስ ኣብ እዋን በዓል ልደት ዝግበር ባህላዊ ፀወታ ኢትዮጵያ ኢዩ። እቲ ፀወታ ኣብ ካሊእ ክፋል ዓለም ‘ፊልድ ሆኪ’ ተባሂሉ ምስ ዝፅዋዕ ፀወታ ተመሳሳላይነት ኣለዎ። ፀወታ ልደት ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እንትመሓላለፍ ዝመፅአን ካብ ፋፍቲታት ባህሊ ኢትዮጵያ ሓደ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማዊት እመቤት ብምዃን ኣብ ቤት ትምህርቲ ዓይነ ስዉራን ሼይካ ፋጢማ ቢን መብሩክ መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቤት ትምህርቲ ዓይነ ስዉራን ሼይካ ፋጢማ ቢን መብሩክ ብምርካብ መኣዲ ኣካፊሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ “ኣብ…