ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 5ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢዩ ስሩዕ ኣኼቡኡ እናሳለጠ ዝርከብ፡፡ ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ኣብ 6ይ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን እስራኤል ታማኖ ሺታ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን እስራኤል ታማኖ ሺታ ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ሚኒስትር ታማኖ ሺታ ናብ ኢትዮጵያ ምምፀአን ሓጎስ ከምዝተሰመዐን ምግላፀን ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ኮማንዶን ምርመራ ገበንን ፖሊስ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ኮማንዶን ምርመራ ገበንን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ናብ መቐለ ምእታዉ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። እቲ ናብ መቐለ ዘኣተወ ጉጅለ፥ ምስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምውዳድ ተደላዪ ጉጅለ ህወሓት እናሃደነ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ብዝተገበረ ተፍቲሽ መኽዘን ኣፅዋር ኩይናት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ብዝተገበረ ተፍቲሽ መኽዘን ኣፅዋር ኩይናት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተታሒዙ። ብመሰረት እዚ ሰለስተ ኮንቴይነር ጠበንጃ፣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ጠያይቲ፣ ክላሽንኮቭ፣ ስናይፐር፣ መንብዒ ቡምባን ፈንጅታትን ተታሒዞም ኣለዉ። ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ቴሌኮም ኣብ ኣላማጣ ሙሉእ ብሙሉእ እንትጅምር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ትግራይ ድማ ብኸፋል ጀሚሩ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣገልግሎት ቴሌኮም ኣብ ከተማ ኣላማጣ ሙሉእ ብሙሉእ እንትጅምር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ትግራይ ድማ ብኸፋል ከምዝተጀመረ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ብኽፋል ዝተጀመረሎም ከባቢታት ዳንሻ፣ በተርካን፣ ሑመራ፣ ሸራሮ፣ ማይፀብሪን ማይካድራን ኢዮም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ሕጊ ናይ ምኽባር ስርሑ ብምዝዛም ናብ ልምዓት ንክምለስ እንገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና-ተጋሩ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሕጊ ናይ ምኽባር ስርሑ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ብምዝዛም ናብ ናይ ልምዓት ስርሑ ንክምለስ እንገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺርና ከምዝቕፅሉ ተጋሩ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም። ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ…
ቢዝነስ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ሒሳብ ዝኸፈቱ ካብ ትግራይ ወፃእ ዘለዉ ዓማዊል ኣብ ዘለውሉ ከባቢ ሒሳቦም ንኸንቀሳቕሱ ተፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ሒሳብ ዝኸፈቱ ካብ ትግራይ ወፃእ ዘለዉ ዓማዊል ኣብ ዘለውሉ ከባቢ ሒሳቦም ንኸንቀሳቕሱ ከምዝተፈቐደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብገበን ተጠርጢሮም ሒሳቦም ንኸይንቀሳቐስ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኒውዮርክን ከባቢኡን ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ መብርሂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ከባቢ ኒውዮርክ፣ ኒውጀርሲን ኮኔክቲከትን ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ መንግስቲ ኣብ ክልል ትገራይ ብዛዕባ ዝወስዶ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ገበነኛ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርጫ 2013 ቁልፊ ምዕራፍ ሽግግር ብዝብል ርእሲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርጫ 2013 ቁልፊ ምዕራፍ ሽግግር ብዝብል ርእሲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ካልኦት ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተረኺቦም። እቲ ምርጫ ነፃ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፓርፋይት ኦናንጋ ተዛቲዮም። መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝገብሮ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ እዋን እቲ…