ኣብ ረቂቕ መምርሒ ድልድል መራኸብቲ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ተወዳደርቲን ዘተ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ረቂቕ መምርሒ ድልድል መራኸብቲ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ተወዳደርቲን መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ምስ መራኸብቲ ሓፋሽን ፓርቲታት ፖለቲካን ተዛቲዩ።
ዕላማ እቲ ዘተ ሕፁያት ተወዳደርቲ ቅድም ክብል ኣብ…