ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ጁንታ ህወሓት ካብዚ ዝኸፍአ ጥፍኣት ቅድሚ ምብፅሑ ብህፁፅ ናብ ፍርዲ ንኽቐርብን ህዝቢ እታ ከተማ ከይጉዳእን ኣብ ዝግበር ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሰራዊት መበል 23 ክፍለ ጦር ኣብ ምርግጋፅ ድሕንነት ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ግቡእ ሓለዋ እናገበሩ ከምዝርከቡ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ሰራዊት እዚ ምዕራብ መበል 23 ክፍለ ጦር ኣብ ምርግጋፅ ድሕንነት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ከባቢኡን ከምቲ ልሙድ ብትግሃት እናሰርሑ ከምዝርከቡ ኣፍሊጦም። ካብ ሞንጎ ኣባላት እቲ ክፈለ ጦር ሌተናል ኮሎኔል ወንድሙ ሃብቴ ከምዝገለፁዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዚያዊ ምምሕር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ምስዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግዚያዊ ምምሕር ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ ክልል ምስዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ። ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ትኹረት ዝገበረ እቲ ዘተ፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ሓዊሱ ተወከልቲ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ንወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት መብርሂ ይህብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ንወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቡ መብርሂ ይህብ ኣሎ። ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ቀነኣ ያደታ ኣብ ዝተረኸቡሉ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ መብርሂ፥ ካብ 45 ሃገራት ንዝተውፃእፅኡ ወታደራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኢዱ ብመሃብ ህዝቢ ካብ ምንግልታዕ ከድሕንን ኣብ ኣደባባይ ፍርዲ ንኽዳነን ፀዊዑ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ብቕልጡፍ ኢዱ ብመሃብ ህዝቢ ካብ ምንግልታዕ ከድሕንን ኣብ ኣደባባይ ፍርዲ ንኽዳነን ፀዊዑ። መጥፍኢኡ እናተቓረበ ዝርከብ እቲ ጉጅለ ብሰራዊት ምክልኻል ብዝበፅሖ ስዕረት ዝተበገሰ ኣብ ውሽጢ ልዑል ምድኻምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትእዛዝ መትሐዚ ዝወፅአሎሙ ኣመራርሓታት እቲ ጉጅለ ኢድ ንኽህቡ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትእዛዝ መትሐዚ ዝወፅአሎሙ ኣመራርሓታት ጉጅለ ካብ ተግባሮም ተቖጢቦም ብሰላም ኢዶም ክህቡ ፃውዒት ቀሪቡ። ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ኣብ ማይ ካድራን ካልኦት ክፋላት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰባት ኣብ መንነት ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ምፍፃሞም እናተፀብፀበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 76 ጀነራል መኮንንናት፣ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናትን ታሕተዎት ሽሞኛታትን መትሓዚ ትእዛዝ ወፅዩሎም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 76 ጀነራል መኮንንናት፣ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናትን ታሕተዎት ሽሞኛታትን መትሓዚ ትእዛዝ ወፅዩሎም። ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ሺሼኬዲ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ምስ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘድሃበ ዘተ ምስ ተወከልቲ ስቪክ ማሕበራት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘድሃበ ዘተ ምስ ተወከልቲ ስቪክ ማሕበራት ይካየድ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ሆቴል ኢሊሌ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ኣቐባሊ ቃል ፍሰት ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን…