መርሃ ግብሪ “ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ዝብል መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።
እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ሰላም፥ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፋሪያት ካሚልን ካልኦት ሰራሕተኛታትን ኣብ…