Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ትካላት ፀፅታ ሰላም ምፅናዕ ቀንዲ ልኡኽቶኦም ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀንዲ ልኡኽቶ ትካላት ፀፅታ ፌዴሪኢ ኣብ መላእ ሃገር ሰላም ምፅናዕ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ጠመተ ብምግባር ምስ ኣመራርሓ ትካላት ፀፅታ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብምዝዛሙ ልዑል ኩርዓት ተሰሚዑና – መንቃሕቲ ሚዲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብምዝዛሙ ልዑል ኩርዓት ተሰሚዑና ኢሎም መንቃሕቲ ሚዲያ፡፡ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ኡስታዝ ጀማል በሽር፥ ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ሃፍቲ ተፈጥሮ ናይ ምጥቃም ናፅነትና ዝኣወጅናሉ ኢዩ ኢሎም።…

መበል 1 ሺሕን 500 በዓል መውሊድ ኣብ መስጂድ ኣንዋር ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 500 በዓል መውሊድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስጂድ ኣንዋር ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ኣብ መስጂድ ኣንዋር እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ በዓል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ በዓል ለመውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ በዓል ለመውሊድ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መውሊድ ዘመሓላለፍዎ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ

እንዃዕ ንመበል 1 ሽሕን 500 በዓል መውሊድ ኣብፅሓኩም። ናይ ዓበይቲ በዓል ነኽብር ናይ ኣያታትና ኣርኣያ ንምስዓብ ምኽንያት ጌርና ኢና። እንታይ ከምዝሰርሑ? እንታይ ከምዘምሀሩ? ብድሆታት ብኸመይ ሰጊሮም? ታሪክ እናልዐልና ክንመሃረሎም ኢና፡፡ በዓል መውሊድ እንትነኽር ናይ ነብዩ መሓመድ…

ዘስካሕኽሕ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምውጋእ ስጉምቲ ለውጢ የድሊ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስካሕኻሒ ዝኸውን ዘሎ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምውጋእ ህፁፅ ስጉምቲ ለውጢ የድሊ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሞሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ሓዊሱ ሓለፍቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን…

ኢትዮጵያ ፈተናታት ክትሓልፍ ትኽእል ኪነ-ጥበብ ብምጣቃም እንትትክእል ኢዩ – ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ፈተናታታ ክትሓልፍ ትኽእል ኪነ-ጥበብ ብምጣቃም እንትትክእል ኢዩ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ካብ 28 ክሳብ 30 ነሓሰ 2017 ዝፀንሕ 'ጥበባት…

2ይ ዓለም ለኸ ሰሙን ክሊማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ዓለም ለኸ ብኢትዮጵያ ዝተዳለወ ካልኣይ ኣህጉራዊ ሰሙን ኣብ ሓዱሽ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ፣ ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍን ላዕለዎት…

ዝመፁ መዓልታት ጳጉሜን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ዕዉታት ስራሕቲን መፃኢ ሃገራዊ ትልሚታት ዝፍለጥሉ ኣብ መፃኢ መዓልቲ ጳጉሜን ዝተፈላለየ ኣስማት ተዋሂብዎም። ጳጉሜን-1 መዓልቲ ፅንዓት መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ መሰረት ድልዱል ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንብልፅግና…

2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ይዛዘም ኣብ ዘሎ 2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ናይ 2017 ዓ.ም ባጀት ዓመት ዓበይቲ ናይ መንግስቲ ተግባራት ከምኡውን…