ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ባንኪ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ባንኪ ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብ ክልል ትግራይ ብዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተቛሪፁ ዝነበረ ግልጋሎት ባንኪ ኣብ ከተማ መቐለ ከምዝተጀመረ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ኣፍሊጦም። ግዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወዲ ኣምባሳደር ስዩም መስፍንን በዓልቲ ቤቶምን ንላዕለዎት ኣመራርሓታት ህወሓት ሓገዝ ሕክምናን ገንዘብን ይገብሩ ከምዝነበሩ መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወዲ ኣምባሳደር ስዩም መስፍን ኣግኣዚ ስዩምን በዓልቲ ቤቶም ፈለገ ህይትን ንላዕለዎት ኣመራርሓታት ህወሓት ብሕቡእ ሕክምና ክረኽቡን ብገንዘብ ይሕግዙዎም ከምዝነበሩን መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ። እዚ ዝበለ መርማሪ ፖሊስ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኣድሂቡ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዝብ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝፀደቐ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኣድሂቡ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዝብ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ ዘተ፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ሓሙሽተ ዓመት ኣድሂቡ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ስትራቴጂክ መሪሕ ትልሚ ሓሙሽተ ዓመት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዱ። እቲ ዘተ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሓበራዊ መድረኽ ምይይጥ ትካላት ዴሞክራሲ ኢዩ፡፡ ዋና ፀሓፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ባይቶ፥ ኣብ ዝቕፅሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ ዝተዳለወ ሃገራዊ ትልሚ ፀፅታ መረፃ ዘተኮረ ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ ዝተዳለወ ሃገራዊ ትልሚ ፀፅታ መረፃ መዳርግቲ ኣካላት ፌዴራልን ክልልን ተዛቲዮም። እቲ ትልሚ ኣብዚ ዓመት ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ፍትሓዊ፣ ተኣማኒ፣ ሰላማዊን ዴሞክራሲያዊን ንኽውን ተሓሲቡ ዝተዳለወ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ጁንታ ህወሓት ተመሊሱ ክመፅእ እዩ ካብ ዝብል ሓሳብ ክወፅእ ከም ዘለዎ ላዕለዋይ አመራርሓ ፖርቲ ብልፅግና ዶክተር አብርሃም በላይ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ጉጅለ ጁንታ ተመሊሱ ክመፅእ እዩ ካብ ዝብል ሓሳብ ክወፅእ ከም ዝግበኦ ላዕለዋይ አመራርሐ ፖርቲ ብልፅግና ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣፍሊጦም፡፡ ነበርቲ ከተማ መቐለ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝገብርዎ ዘለው ዘተ ሎሚ ውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት መንግስቲን ውልቀን ብመሰረት ዝኣተውኡ ቃል ንፕሮጀክት “መኣዲ ሃገር” ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መንግስቲን ውልቀን ብመሰረት ዝኣተውኡ ቃል ንፕሮጀክት “መኣዲ ሃገር” ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን። ብመሰረት እዚ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ እቲ ባንኪን - 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ - 90 ሚሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ክልለ ትግራይ ምስ ዘለዉ ሰብ ዋና መፍረይቲ ኢንዱስትሪን መንቀሳቐስቲን መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ ክልለ ትግራይ ምስ ዘለዉ ሰብ ዋና መፍረይቲ ኢንዱስትሪን መንቀሳቐስቲን መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ። እቲ ልዝብ እቶም ትካላት ዳግማይ ናብ ስራሕ ብዛዕባ ዝኣትውሉ ዘነፃፀረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 28 ግንቦት 2013 ዓ.ም ንክኸውን ሓሳብ ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 28 ግንቦት 2013 ዓ.ም ንክኸውን ሓሳብ ቀሪቡ። ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ረቂቕ ግዘ ሰሌዳ ምርጫ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሎሚ ዘበን ናይ ዝካየድ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ይዛተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ይዛተ ኣሎ ዋና አፈፃሚ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ሙሉ ነጋ፣ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ዶክተር አብርሃም በላይ፣ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩምን…