ሚኒስቴር ጥዕና ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ኩነታት ምህላዉ እንተረጋግፀልና ትምህርቲ ክንጅምር ኢና – ሚኒሰስቴር ትምህርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ኩነታት ምህላዉ እንተረጋግፀልና ትምህርቲ ክንጅምር ኢና ክብሉ ሚኒሰስቴር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ኣፍሊጦም።
እቶም ሚኒስትር፥ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ዝርከበሉ ደረጃ ተገምጊሙ ትምህርቲ ንምጅማር…