Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር ዝነኣድ ለውጢ ዝተረኣየሉ እዩ – ራሚዝ አላካባሮቭ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓጋዚ ዋና ፀሓፊን ሕቡራት መንግስታት ከምኡ እውን መተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ አላካባሮቭ (ዶ/ር) ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝነኣድ ለውጢ ዝተረኣየሉ እዩ አሎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሰላሴ ስራሕ ግዝኦም ዝዛዘሙ ራሚዝ…

ግልጋሎት ወለንታዊ ሓበራዊነት ንምጥንኻር ልዑል እጃም ኣበርኪቱ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ መተሓበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ዜጋታት ኣብ እዋን ክረምቲ ግልጋሎት ወለንታዊ ብንቕሓት ክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ናይ ሎሚ ዓመት ክረምቲ ግልጋሎት…

ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንክሊማዊ ለውጢ ቆላሕታ ብምሃብ ዘተ ተገይሩ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንክሊማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ኢኮኖሚ ምህናፅ ኣድላዪ ምዃኑ ብወገን ኢትዮጵያ ኣፅንኦት ተዋሂቡዎ ኢዩ ኢለን። ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ዕዮኦም ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ዕዮኦም ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም።   እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብምትካል ምብራኽ፤ ሎሚ ንጎሆ መርሃ ግብሪ ምትካል…

ምስ ጎና ጎኒ ጉባኤ ብሪክስ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘሎ ርክብ ዘጠናኽሩ ዘተታት ተኻይዶም- ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምስ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ብሪክስ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ብምክያድ ዘሎ ምትሕብባር ዘጠናኽሩ ዘተታት ተኻይዶም ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዴዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር)። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ…

ተሳትፎ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ብሓፈሻ ውፅኢታዊ ነይሩ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲ ጄኒሮ ዝካየድ ኣብ ዘሎ ጉባኤ ብሪክስ ተሳትፎ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ውፅኢታዊ ነይሩ ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)፥ ብቀዳማይ…

ሕልምና ንኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ ንኣፍሪካ ዝሃንፅ ወለዶ ምፍጣር እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓቋፊ ስራሕ ዕድል ፈጠራ ብምዕባይ ሕልምና ንኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣፍሪካ እውን ዝሃንፅ ወለዶ ምፍጣር እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። 3ይ ፎረም ዕድል ፈጠራ ስራሕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።…

ብሪክስ ንዓለም ለኻዊ ለውጢ ዝሰርሕ ብርቱዕ ሓይሊ ናብ ምዃን ተሸጋጊሩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሪዮ ዲ ጄኒሮ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 17 ጉባኤ መድረኽ ሰላም፣ ፀፅታን ዓለም ለኸ ኣመራርሓን ብሪክስ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ዕዉት ምትሕብባር ንምኽኣል ዝበለፀ ምትእምማን ክብ ዘብሉ ዓለም ለኸ ትካላት ናይ…

መናእሰይ ኣብ ህንፀት ሃገርን ዘላቒ ሰላምን ብንቕሓት ክሳተፉ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይዝምዕበለት ኢትዮጵያ ኣብ ምህናፅን ዘላቒ ሰላምን ብንቕሓት ክሳተፉ ይግባእ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ሚኒስትር ሰላም…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ተመሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ 31 ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎም 13 ፕሮጀክታት መገዲን 8 ድልድላትን ተመሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ከንቲባ ምምሕዳር ኣዱስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣፈጉባኤ ወ/ሮ ቡዜና…